ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 60 ስደተኛታት ከምዝጠሐሉ ዓለምለኻዊ ውድብ ስደተኛታት ኣፍሊጡ።

ልዕሊ 60 ዝዀኑ ስደተኛታት ኣብ ገማግም ሊብያ ኣብ እተሰብረት መርከብ ከም ዝጠሓሉ ኢዩ ዝግመት ። ማሕበር ው. ሕ. ሃ. ነቶም ብህይወት ዝተረፉ ብምጥቃስ ቀዳም እታ መርከብ 86 ዝዀኑ ሰባት ሒዛ ኻብ ከተማ ዙዋራ ኸም ዝወጸት ገ ሊጹ። ብርቱዕ ማዕበል ነታ ጃልባ ኸም ዘጥለቕለቓ ቈልዑ ዚርከብዎም 61 ስደተኛታት ድማ ከም ዝጠፍኡን ከም ዝሞቱን ገለጸ። ሊብያ ሓንቲ […]

ዕዉት ካላኣይ ዋዕላ ኤርትራውያን ብርጌድ ንሐመዱ ኣብ ጀርመን ተዛዚሙ

ኤርትራውያን ብርጌድ ንሐመዱ ነበርቲ ኣብ ጀርመን ነቲ ማሕለኻ ናይ ቃልሲ ሰጊሩ ዕዉት ካላኣይ ዋዕላ ኣብ ግብሪ ኣመስኪሩ።መንእሰይ ነቲ ዋዕላ ንምስታፍ ካብ ርሑቅን ቀረባን ብነፈርትን ባቡርን ተጓዒዙ ነቲ ዝነበረ ክሌማ ቀዛሒ ቁርን ማይን ሰጊሩ ነቲ ዝሐሰብዎን ዝመደቡዎን ዋዕላ ንምስታፍ ክውሕዝ ተራእዩ ፡መንእሰይ ብብዝሒ ስለ ዝመጸ ካብቲ ዝተሐስበ ቁጽሪ ተሳተፍቲ በዚሖም ኣብ ደገ ከይተረፈ መሊኡ ከምዝነበረ መድያታት […]

RSF ወተሀደራት ሱዳን ኣብ ገዳርፍ ኣጽዋር ዝጸዓና መራክብ ተቆጻጺሩ

ኣብ 12/12/2023 ናይ ሱዳን ላዕለዎት ኣመራርሐ ወተሀደራዊ ሐበሬታ ከምዝሀቦ ኣብ ገዳርፍ ደቡባዊ ምብራቅ ሱዳን ብሐገዝ ናይ RSF ክልተ ብረት ዝጸዓና ጀላቡ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ከምዘውዓለ ይግለጽ።እዚ ኻኣ ኣብ ማያት ሰቲት ኣትባራ ከምዝኾነ ገሊጾም ነዚ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ንምውዓል ወተሀደራት ናይ ሱዳን ኣድቢዮም ብምጽናሕ ትኽሲ ከምዝተታኮሱ ነተን መራኽብ ውን ኣብ ቀይዲ ኣውዒሎመን።ከምቲ ናይ ሱዳን ኣዘዝቲ ስለያ […]