`ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ከም መሳርሒ ተጠቒምካ ዝግበር ምጉብዕባዕ ኣየሻቕለናን`ዩ` ዲፕሎማት ኤርትራ 14 hours ago

Amb.Tes.Gherahtu ኣብ ጉባኤ ቤት መኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ንኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ክገልጹ ኸለዉ፡ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ኤርትራውያን ኢና እናበሉ ዑቕባ ዝሓቱ ዘይ-ኤርትራውያን ስደተኛት ብዙሓት ከምዘለዉ ሓቢሮም። ብዛዕባ ሃገሮም ክዛረቡ ኸለዉ ድማ፡ ኤርትራ ክሳብ 2018 ዝትግበር ዝሓዘቶ ሓዲሽ መደባት ከምዘሎ ድሕሪ ምጥቃስ፡ ኣብ ውሽጢ 3 ወይ 4 ዓመት ዝትግበር […]

መኸተና ይዕዘዝ!!…..ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ…8-7-2015.  Posted: 4:49 pm, July 8, 2015 by ENSF-HIDRI

ኣብ’ዞም ዝሓለፉ 24 ናይ ነጻነት ዓመታት፡ ኣብ ዕጹው ደምበ ድምጽና ከይተሰምዐ፡ ሰብኣውን ዲሞክራስያውን መሰላት ህዝብታትና ከም ሕሱም ክዳሃኽ ጸኒሑ እዩ፡፡ ህዝብታትና ካብ ሰብ ንታሕቲ ካብ ግኡዝ ኣቕሓ ንላዕሊ ዝኾነ ከርፋሕ ሂወት ከሕልፉ ጸኒሖም እዮም። ፍትሒ ዝበሃል………………

Eritrean ambassador insists her compatriots’ claims of persecution are an invention

        There are over 300,000 Eritrean refugees – and thousands more seeking asylum – across the world: a significant proportion of people from a country whose population is only around six million. But representatives of the Eritrean government will invariably dismiss claims of persecution, arguing instead that those who leave are simply […]

መማህራን፣ ኣብ ናይ ክረምቲ ዕረፍቶም ናብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክወርዱ’ዮም

Radio Erena: 06 July 2015 ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ ናይ ክረምቲ ዓመታዊ ዕርፍቲ ኣብ ዝወጻእሉ እዋን፣ መማህራን ናብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክወርዱ’ዮም። መንግስቲ ኤርትራ፣ መማህራን ኣብ ናይ ክረምቲ ናይ ዕረፍቲ ግዜኦም ናብ ታዕሊም ክወርዱ ምውሳኑ፣ ነቲ ድሮ እናተዳኸመ ክመጽእ ዝጸንሐ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዘጋድድ ምዃኒ ይግለጽ። ብስም ህዝባዊ ሰራዊት ዝተጠርነፉ ክሳብ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣቦታትን ከምኡ’ውን ደቂንስትዮን […]

ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዎ እስራኤላዊ ፣ ንሓደ ኤርትራዊ ኢዱ ቆሪጽዎ Radio Erena: 07 July 2015

  ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዎ እስራኤላዊ፣ ንሓደ ኤርትራዊ መንእሰይ ግንቦ ኢዱ ቆሪጽዎ። እቲ 25 ዓመት ዝዕድሚኡ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ባርዲስካ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣውቶቡስ እናተጸበየ እንከሎ፣ ‘ስለምንታይ ትርእየኒ’ ብዝብል ሕሉፍ ጽልኢ ፈኪሩ ዝኸደ እስራኤላዊ ድሕሪ ሓሙሽተ ደቓቕ ተመሊሱ ብጎዞሞ ርእሱ ክትርትሮ ምስ በለ፣ ብኢዱ ስለዝተኸላኸሎ፣ ኢዱ ከምዝተቖርጸት ምስ ወኪል ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝገበሮ ዝርርብ […]

I have been trying to verify ESAT’s report about military actions in Tigray, northern Ethiopia, by Ginbot 7 fighters over the past few days.

I have been trying to verify ESAT’s report about military actions in Tigray, northern Ethiopia, by Ginbot 7 fighters over the past few days. As of tonight, I could not find any one locally who can give me an independent confirmation other than an information about occasional clashes between various clans and tribes in remote […]

Ethiopia accuses Eritrea of war Ethiomedia July 7, 2015

  Addressing the parliament on Tuesday, Ethiopian Prime Minister Hailemariam Desalegn said his government has been informing the international community of its concern about Eritrea’s war-provoking activities in the region.SEATTLE (Ethiomedia) – Ethiopia warned on Tuesday that it may go to war against Eritrea because of what he called Asmara’s ‘destabilizing’ activities in the region. […]