ብቋንቋ ህግደፍ ናይ ጣዕሳ ፎርም መሊኦም ምስ መንግስቶም ተዓሪቖም ስድራ ቤቶም ክሪኡ ናብ ኤርትራ ዝተመልሱ ስደተኛታት ናብ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክወርዱ ከም ዝተኣዘዙ ምንጭታት ሓቢሮም ካብ’ቶም ካብ ስርዓት ህግደፍ ኣምሊጦም፡ ብዙሕ መሰናኽላት ሰጊሮም ኣብ ሃገራት ምዕራብ በጺሖም ፖለቲካዊ ዕቑባ ምስ ረኸቡ፡ ኣብ ኤምባሲታት ህግደፍ ከይዶም፡ ብቋንቋ ህግደፍ ናይ ጣዕሳ ፎርም መሊኦም ምስ መንግስቶም ተዓሪቖም ዝበሃሉ ስደተኛታት፡ […]
Author: Administrator
ምስክነይቲ ኤርትራ እንታይ የጋጥማ ኣሎ? እዚ ስርዓት ብወግዒ ኲናት ኣውጁልና’ዩ።
ምስክነይቲ ኤርትራ እንታይ የጋጥማ ኣሎ? እዚ ስርዓት ብወግዒ ኲናት ኣውጁልና’ዩ። ብሚካኤል ፕላውት-ጋዘጤኛ ሰሙናዊት መጽሔት “ኒው ስቴይትስማን” 6 ሓምለ 2015 ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ጨቋኒ ዝኾነ ስርዓት ዓለም ክትኩንኖ ክትእግዶ ክትቀጽዖ ዕለታዊ ይጽውዕ ኣሎ። እዚ ህዝቢ ዘይኢዱ’ዩ ረኺቡ። እቲ ስርዓት ንገዛእ ርእሱ ካብ ዓለም ተነጺሉ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ድማ ከም ዝንጸል ጌርዎ። ኣብ ኤርትራ ሎሚ ክልተ ጫፋት’ዮም ዘለው። […]
Goal achieved for Eritrea’s Teklehaimanot Published: 10 July 2015 Source: AFP
Great job ours Daniel Teklehaimanot! Proud of you, keep up excelling! Once the dictator is removed, you will achieve much more!!! Daniel Teklehaimanot said he had achieved his goal after snaring the Tour de France polkadot jersey from Joaquim Rodriguez on Thursday. The 26-year-old Eritrean was part of a three-man breakaway […]
ኣብ ደቡብ ሱዳን 3 ኤርትራውያን ብሓደ ዕጡቕ ክቕተሉ ከለዉ፣ ሓደ ካልእ ነጋዳይ ብኻራ ተቐቲሉ።
By assenna on July 9, 2015 ኣብ ደቡብ ሱዳን መሪዲ ኣብ ዝተባህለት ከተማ ደቡብ ሱዳን ብሰኑይ 6 ሓምለ፣ ኣብ ሰዓታት ስራሕ ሰለስተ ኤርትራውያን ብሓደ ዕጡቕ ብግፍዓዊ መንገዲ ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።እቶም ኣብ Eastern Equatorial State ግዳይ ናይቲ መጥቃዕቲ ዝኾኑ ኤርትራውያን፣ ኣቦን ወዱን ናይ ቀረባ ቤተሰቦምን እዮም። እቲ ዜና ናብ ኣሰና ኣብ ዝበጽሓሉ እዋን መንነት […]
ኣብ ኤርትራ ዘለዋ ቤት ማእሰርቲን ቁጽረን 1. ማእሰርቲ ተሃድሶ ክፍለ ሰራዊት 11
http://www.gereger.com/data/media/JLMyaW8MP.pdf
ደሃይ ኣብ ኤርትራ፣ ነጋዶ ኤርትራ ኣብ ወጥሪ
By assenna on July 9, 2015 እቲ “ሃብታም ኤርትራ ‘ምበር ሃብታም ኤርትራዊ ኣየድልየናን እዩ” እናበለ የዋሃት ዘታለለ ውልቀመላኺ ኤርትራ ኢሳይይስ ኣፈወርቂ ነቶም ኣብ መወዳእታ መዓልታት ሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትሪን ነበር ኣቶ እስቲፋኖስ ከሎ ብፍራንኮ ቫሉታ ኣቑሑ ብግቡእ ኣቐሪጾም ብወደብ ባጽዕ ከእትዉ ዝተፈቕዶም ነጋዶ ኣቑሑቶም ናብ ባጽዕ ምስ ኣተወ ኣስታት 1400 ኮንተይነራት ብዘይ ሓደ ምኽንያት ተኣጊዱ ዳርጋ […]
To Hgdefawian Where are those Eritrean Heroes ? and what did they do to anyone? If they did anything, why not bring them to justice
What is the different between Mengustu Haiylemariam and Isseyas ? Eritrea: Council Asked information About G-15 members ,Asmara July 7, 2015 | UNITED… Eritrea: Council Asked information About G-15 members ,Asmara July 7, 2015July 7, 2015United Eritrea MediaComment Asmara (HAN) July 7, 2015 –… UNITEDERITREAMEDIA.COM
ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝፈተነ ኤርትራዊ ኣብ ገለርያ ሞይቱ Radio Erena: 08 July 2015
ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምስጋር ዝፈተነ ሓደ ኤርትራዊ ኣብ ገለርያ ሞይቱ ተረኺቡ። ጠንቒ’ዚ ናብ ትማሊ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ገለርያ ሞይቱ ዝተረኽበ ኤርትራዊ፣ ገና ኣብ መርመራ እኳ እንተሎ፣ ኣብ መንገዲ ባቡር ንሰንኪ ዘሎ ኤሌክትሪክ ክኸውን ከምዝኽእል ይግመት። ኣብቲ ንእግሊዝን ፈረንሳን ዘራኽብ ገለርያ ሞይቱ ዝተረኽበ ኤርትራዊ፣ ኣብ ውሽጢ’ዚ ክልተ ቅነ ካልኣይ’ዩ። ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር […]
ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ከካቢ ከሰላ ካብ ዝተጨውዩ 14 ኤርትራውያን እቶም ሽዱሽተ ናጻ ወጺኦም Print Email Radio Erena: 09 July 2015
ዝሓለፈ ወርሒ ካብ ከባቢ ከሰላ ናብ መዓስከራት ስደተኛታት ሸገረብ እናምርሑ ካብ ዝተጨውዩ 14 ኤርትራውያን እቶም ሽዱሽተ ናጻ ወጺኦም። እዞም ሽዱሽተ ኤርትራውያን ናጻ ዝወጹ፣ ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብን ደላሎን ንምህዳን ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ወተሃደራዊ ስርሒት’ዩ። እቶም ተጨውዮም ዝጸንሑ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ሓፊር ዝተባህለ ከባቢ ብዕጡቓት ተታሒዞም ከምዝጸንሑ ፖሊስ እታ […]
Dead, 13 Missing After Migrant Boat Sinks in Aegean World | Agence France-Presse | Updated: July 09, 2015 18:41 IST
ATHENS: Greek and Turkish coastguards have recovered the bodies of five migrants after a boat sinking in the Aegean Sea and another 13 are still missing, officials said Today. Greece was using a helicopter, three patrol boats and a navy vessel to look for other survivors after 19 people were rescued. ‘Two bodies were […]