ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ ብዋሕዲ መማህራንን ተማሃሮን ኣብ ኣሰካፊ ኩነታት ከም ዝርከባ ተገሊጹ ስርዓት ህግደፍ ካብ ዝኽተሎ ጽልሙት ፖሊሲ ስርዓተ ትምህርቲ ዝምንጩ፡ ኣብ ምምሃርን ምስትምሃርን ክረአ ዝጸንሐ ዝሕታለ፡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣብ መማህራን ተማሃሮን ወለድን ተማሂርካ ኣይተማሂርካ ኩሉ ሓደ ዝብል ጽልምትምት ከንጸላሉ ምጽንሑ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ብፍላይ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ናይ ትምህርቲ ወቕቲ፡ ኣብያተ ትምርቲ ብዋሕዲ ተማሃሮ […]
Author: Administrator
Veteran artist Mr. Asres Tessema passes away
Asmara, 12 July 2015- The veteran artist and one of the founders of the Asmara Theater Association, Mr. Asres Tessema passed away on 11 July at the age of 81. The funeral service of the late veteran artist has been conducted today in Mendefera. His […]
STATUTORY DECLARATION
https://mdrebahri.wordpress.com/statutory-declaration-2/
Ireland may accept more migrants, says Taoiseach Sun, Jul 12, 2015, 17:08
Rescued migrants on board the LÉ Eithne in the Mediterranean in June 2015. Taoiseach Enda Kenny said he was “very proud” of the crew of the Irish Navy vessel for their rescue work. Photograph: David Jones/Irish Defence Forces Taoiseach Enda Kenny has said consideration will be given to accommodating additional migrants who have travelled […]
ሰይጣን ናይ ክልቴና መኣስ’ዩ ዝሕረድ? By assenna on July 12, 2015
ብቀሊል ኣዘራርባ ፡ውልቀ ሰባት፡ ስድራቤታት፡ ጉጅለታትን ሃገራትን ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ንኣብነት ብጉዳይ መሬትን ይግባኣንን፡ ፍልልይ ስነ ሓሳብን ረብሓታት ዘይምቅዳውን ካብ ብቃላት ምዝልላፍ ክሳብ ህይወት ሰብ ዝወስድ ረጽምታት ክኽሰት ይኽእል’ዩ። መብዛሕቶኦም ጉዳያት ድማ ከከም ኣመጻጽኦኦም ብዘተ፡ ሕድገታትን ካሕሳን መዕለቢ ይግበረሎምን እቲ ሓርፊፉ ዝነበረ ዝምድና ናብ ንቡር ይምለስን። ሓደ ክልተ ጉዳያት ግን፡ ብሰሪ ድርቅና፡ ድንቁርናን ምትህልላኽን ብኡሳት፡ ፍታሕ […]
ህ.ግ.ደ.ፋውያን መዓልቶም ይቝጸሩ እቶም ጀጋኑና ጉዕዞኹም ቀጽሉ
http://gereger.com/data/media/eDZUolje2.pdf
ሕወሓት ነቲ ኣብ ጊዜ ሰውራ ኤርትራ ብደም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዝኣተዎ ቃል ኪዳን ዓቂብዎ’ዶ ኣሎ?
ሕወሓት ነቲ ኣብ ጊዜ ሰውራ ኤርትራ ብደም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዝኣተዎ ቃል ኪዳን ዓቂብዎ’ዶ ኣሎ? ታሪኽ ከም ዘለዎ ይዕቀብ’ምበር ኣይቅየርን፡ ኣይጽገንን፡ ኣይኩሓልን፡ ኮታ መድረኽ ምስ ተቐያየረ ንኣኻ ክጥዕመካ ኢልካ ነቲ ኩነተ ሓቂ ቀይርካ ካልእ መዝገብ ታሪኽ ክትደርስ ኣይትኽእልን፡ ኣብ ዘመነ ህግደፍ ግን ኩሉ ተቐያይሩ ኢ ዩ፡ ታሪኽ ተበሪዙ፡ ኣሽንኳይ’ዶ ናይ ጎረባብትኻን ፈተውትኻን […]
ملحق تشريعي من النظام الأساسي للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديموقراطي تم إعداد هذه الوثيقة استنادا على المادة 72 من النظام الأساسي للمجلس
المادة (1) قيادة المجلس أ) الهيكل والتكوين : تتكون قيادة المجلس الوطني من : 1- رئيس المجلس الوطني 2- نائب رئيس المجلس الوطني 3- سكرتير المجلس الوطني ويفضل أن يجيد اللغتين (عربي / تجرينية) 4- يجب أن يتواجد أحدهم بالمقر الرئيسي . ب) مهام رئيس المجلس الوطني 1- يدعو لاجتماعات المجلس ويرأس جلساته […]
ملحق تشريعي من النظام الأساسي للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديموقراطي تم إعداد هذا الملحق استنادً على المادة 72 من النظام الأساسي للمجلس الوطني
المادة (1) قيادة المجلس أ) الهيكل والتكوين : تتكون قيادة المجلس الوطني من : رئيس المجلس الوطني نائب رئيس المجلس الوطني سكرتير المجلس الوطني يجب أن يتواجد أحدهم بالمقر الرئيسي. ب) مهام رئيس المجلس الوطني يدعو لاجتماعات المجلس ويرأس جلساته العادية والطارئة . يوقع المعاهدات والاتفاقات والقرارات التي تصدر باسم المجلس، وهو الناطق الرسمي […]
ጥብቆ ሕጋጋት ህንጽ ሕጊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ስዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ዓንቀጻት፡ ኣብ ሕገ ህንጻ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዓንቀጽ 72 መሰረት ዝተግበረ ለውጢ ኢዩ።
ቅርጻን ዕማማትን መሪሕነታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስውያዊ ለውጢ 1ይ ዓንቀጽ፡ መሪሕነት ባይቶ፡ ሀ) ቅርጻን ኣቃውማን፡ ኣቦ መንበር ባይቶ ምክትል ኣቦ መንበር ባይቶ ጸሓፊ ሓደ ካብኣቶም ኣብ ማእከላይ መደበር ኤሃባደለ ክርከብ ይግባእ። ለ) ዕማማት ኣቦ መንበር ባይቶ፡ ኣኼባታት ባይቶ ይጽውዕን፣ ህጽጹን ስሩዕን ኣኼባታት ይመርሕን። ብስም ባይቶ ዝወጽእ ውዑላትን ስምምዓትን ውሳኔታትን ይፍርም። ዕላዊ ኣፈኛ ባይቶ […]