Thomas Amanuel is a refugee from Eritrea who left his country when he was 1 year old with his mother. They left in the middle of a war of independence, and right before a military coup that deposed the emperor. They lived hidden or 3 years before coming to the US.If deported Thomas would be sent back to […]
Author: Administrator
ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቃራና መንገዲ
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/1507AK5-03AT.pdf
Eritrea mafia palying his last game 07/15/2015
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 100 ስደተኛታት ጥሒሎም Radio Erena: 15 July 2015
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 100 ስደተኛታት ጥሒሎም። 10 ኪሎሜተር ካብ ከተማ ትሪፑሊ ርሒቑ ኣብ ዝርከብ ገማግም ባሕሪ ቱጁራ ናይ ዝተባህለት ንእሽቶ ከተማ ጥሒሎም ዝተረኽቡ ኣስታት 100 ስደተኛታት ዜግነቶም ኣይተሓበረን። ኣስታት 100 ዝተኣከበ ሬሳ ናብ ሆስፒታል ተወሲዱ ከምዘሎ ዝሓበሩ ሰበ ስልጣን ኢምግሬሽን ሊብያ ድማ ቆልዓ ሰበይቲ ከምዝርከብዎም ገሊጾም። ኣብዚ ዓመት’ዚ ጥራይ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ […]
ቻይና፣ ኣብ ጅቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ከተቕውም’ያ Radio Erena: 15 July 2015
ቻይና ኣብ ጅቡቲ ቀዋሚ ወትሃደራዊ መዓስከር ከተቕውም ምስ መንግስቲ ጅቡቲ ስምምዕ ኣብ ምክያድ ከምእትርከብ ተገሊጹ። ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ቻይና ኣብ ጅቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምኽፋት ትዝቲ ከምዘላ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት ጠቒሱ እኳ እንተነበረ፣ መንግስቲ ቻይና ግና ዝኾነ መግለጺ ኣይሃበሉን። ኣብዚ እዋን’ዚ ድማ ቻይና ኣብቲ ዓቢ ስትራቴጅያዊ ኣገዳስነት ዘለዎ ዞባ ወሽመጥ ዓደን ባብ ኤል መንደብን […]
Texas Baptist research for BWA influences U.N. report on Eritrea July 14, 2015 By KEN CAMP / MANAGING EDITOR
Wi’a Military Training Camp and Detention Facilities as of March 2015, part of a U.N. Human Rights Council report critical of Eritrea. (United Nations Image) A recent report from the United Nations that details “systemic, widespread and gross human rights violations” by the Eritrean government—including some offenses that “may constitute crimes against humanity”—cited Baptist World […]
BILOGNA 2015 Saturday 18
ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ካርቱም ንኣስታት20 ዓመታት ኣቋሪጽዎ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ምዕዳል ቪዛ ጀሚሩ Radio Erena: 13 July 2015
ኣብ ሱዳን ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ፣ ድሕሪ 20 ዓመቱ ንመጀመርያ እዋን ናይ ዲቪ፣ መርዓን ምትእኽኻብ ስድራታትን ማለት ናይ ኢምግራንት ቪዛ ክዕድል ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣብ ሱዳን ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ፣ ብጉዳይ መርዓ፣ ምትእኽኻብ ስድራቤታት ይኹን ናይ ዲቪ ሎተሪ ንዝተዓወቱ ቪዛ ክዕድል ብዘይምጽንሑ፣ ኣሻሓት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ነበርቲ እታ ሃገር ናይ ቪዛ መስርሕ ንምስላጥ ናብ ግብጺ እናኸዱ ክወስዱ ከምዝጸንሑ ይፍለጥ። […]
ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዎም እስራኤላውያን ንሓደ ኤርትራዊ ብሓዊ ኣቃጺሎም Radio Erena: 13 July 2015
ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዎም እስራኤላውያን፣ ንሓደ ኤርትራዊ መንእሰይ ብሓዊ ኣቃጺሎም። እቲ 39 ዓመት ዝዕድሚኡ ቴድሮስ ዝተባህለ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ኣብ ሓደ ናይ መዘናግዒ ቦታ ተባራዒ ኣልኮል ኣብ ነብሲ ብምንስናስ፣ ብመወልዒ ሽጋራ ከምዘቃጸልዎ ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። መላእ ሰብነቱ ብሓዊ እናተቓጸለ ኣብ ጎደና ዝረኸብዎ ኤርትራውያን ንህጹጽ ሕክምናን ፖሊስን ድሕሪ ምሕባሮም ካብ ሞት ክድሕን […]
ካብ ስቶኮልም ናብ ዓዲ ግራት Radio Erena: 13 July 2015
ዘዋሪት ብርዐይ ኣብ ናይ ዝሓለፈ ጉዕዞኣ፣ ካብ ኣኽርያ ከባቢ መደሽቶ ናብ ስቶኮልም ተዘዋሪራ ምንባራ ትዝክርዎ ትኾኑ።። ካብ ስቶኮልም ናብ ዓዲ ግራት እንተበለት ከ? ኣብዚ ጽሑፍ ጠቒሰዮም ዘለኹ ሰባት፣ ብዘይፍቓዶም ብምዃኑ ቁጥዕ እንተበሉ፣ ክትወሓሱኒ ኢኹም ዝብል እምነት ኣሕዲረ ኣለኹ። እሞ ሃየ በሉ ንኺድ፣- ካብ ስቶኮልም ናብ ዓዲ ግራት………………. ሓምለ 2009’ዩ። ኣዲስ ኣበባ ብዝናብ ተራኺሳ፣ […]