Author: Administrator
Escaping Eritrea, Reforming the Welfare Bill, Labour donations and Cuba-US relations Published time: 25 Jul, 2015 12:57
Eritrea calls for UN probe into ‘abhorrent’ people smuggling July 25, 2015 3:12 AM
. Migrants from Eritrea eat a meal they received from aid workers at the Milan train station on June 11, 2015 (AFP Photo/Olivier Morin) Addis Ababa (AFP) – Eritrea on Saturday called on the United Nations to investigate the “abhorrent” flood of refugees from its borders to Europe, an exodus attributed to gross human rights […]
መንግስቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከቢድ ጸቕጢ ይገብር ኣሎ።
መንግስቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከቢድ ጸቕጢ ይገብር ኣሎ። መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ 32 ሽሕ ስደተኛታት ተቐቢሎም ከጣይሱ ኣብ ስምምዕ በጺሖም መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኣብ ኢጣልያን ግሪኽን ዝርከቡ፡ ዝበዝሑ ካብ’ዚኣቶም ዜጋታት ኤርትራን ሶርያን ዝኾኑ ስደተኛታት ኣመልኪቶም ከካይድዎ ዝጸንሑ ዘተ ብምቕጻል፡ ብ20 ሓምለ 2015 ኣብ ዝገበርዎ ኣኼባ፡ […]
ዘመን ብ›ጴጥሮስ ተኽሉ፡ (ሓላዪ) 24/07/2014
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/2407PT5-01PT.pdf
ኣብ ኣቡዛቢ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 1ይ ጸሓፊ ዝነበረ ኣልኣሚን ናፍዕ ፣ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝራሕረሖ ምንጭታት ሓቢሮም።
ኣብ ኣቡዛቢ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 1ይ ጸሓፊ ዝነበረ ኣልኣሚን ናፍዕ፣ በቲ ስርዓት ናይ ስራሕ ግዜኻ ኣእኪልካ ተባሂሉ ናብ ኣስመራ ክምለስ ድሕሪ ዝተዋህቦ መጸዋዕታ ነቲ ስርዓት ራሕሪሑ ኣብ ወጻኢ ተሸሪቡ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣቶ ኣልኣሚን ናፍዕ፣ ብኣባላት ኤምባሲ ናይቲ ስርዓት ኣብ ኣቡዛቢ ወግዓዊ መፋነዊ ምስ ተገብረሉ ‘ዩ፣ እቲ ስርዓት ናብ ኤርትራ ክኣቱ እናተጸበዮ […]
ኤርትራውያን ዝያዳ ዘሻቅለና ጉዳይ እንታይ’ዩ?
ኤርትራ ኣብ ገዛእ ርእሳን ኣብ ከባቢኣን ዘሎ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካውን ጸጥታውን ቅልውላው፡ ከምኡ’ውን ዘለዋ እስትራተጂካዊ ኣገዳስነትን ተጠማትነትን፡ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣብ ተኣፋፊ መድረኽ ትርከብ። ገለ ኣንበብትን ሰማዕትን፡ ጽቡቅ፡ ሕማቅን ዘሎኒ ስክፍታን ስለዝገለጽኩ “ ከመይ ኣፍካ ከልቢ ይሽነሉ” ዝብሉ ኣይስኣኑን፡ ባህርያውን ዝጽበዮን’ዩ ድማ። የግዳስ ሰላምን ብልጽግናን ህዝቢ ኤርትራ ስለዝብህግ፡ ሃገረይ ስለዘፍቅር፡ ፍልጠትና ንምዕባይን ፍታሕ ንምንዳይን እምበር […]
ዕድመ ንሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፍን ምቛም ናይ ሓባር ሽማግለን አብ ሰሜን አሜሪካ
ዕድመ ንሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፍን ምቛም ናይ ሓባር ሽማግለን አብ ሰሜን አሜሪካ ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፡ ድሕሪ ዓወታት ጀነቭ፡ ህግደፍን ሰዓብቱን አብ ዝለዓለ ቅልውላው ይርከቡ። እዚ ቅልውላው’ዚ ናይ መወዳእታ ስዕረት ህግደፍ ንምግባሩ ኒውዮርክ ዳግማይ ጀነቭ ዝብል ጭርሖ ሒዝና አብ ምሉእ ሰሜን አሜሪካን ፡ ካልእ ቦታት ዓለምን ንርከብ ደለይቲ ፍትሒ ተሳትፎና ከነርኢ ብትሕትና ንዕድም። ክቡራት ደለይቲ […]
ኣገልግሎት ኤልክትሪክ ኣብ ኤርትራ፣ ቅድሚ 10 ዓመታት ካብ ዝነበሮ ዓቕሚ ብኣስታት 50 ሚእታዊት ኣንቆልቝሉ Radio Erena: 24 July 2015
ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ 10 ዓመታት ካብ ዝነበሮ ዓቕሚ ብኣስታት 50 ሚእታዊት ከምዝነከየ ኣብ ክፍሊ ምህንድስና ሰራሕተኛ በዓል መዚ ኤልክትሪክ ነበረ ገሊጹ። እቲ ስሙ ክንዕቕበሉ ዝመረጸ ሰራሕተኛ በዓል መዚ ኤልክትሪክ፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታትን ገጠራትን ኤርትራ ኤልክትሪክ ንምስፋሕ ናይ ኣዕኑድን ገመድን ምዝርጋሕ መደባት ክትግበር እኳ እንተኸኣለ፣ እኹል ሓይሊ ኤልክትሪክ ከመንጩ ዝኽእል ዓቕሚ ኣብ ርእሲ […]
ብኤርትራውነተይ ማንም ክወራዘየለይ ኣይክእልን! እዚ ዝስዕብ ሓበሬታ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ መዓልታት፡ ብመስከረም.ኔት ኣቢሉ ኣብ ልዕለይ ዝፍኖ ዘሎ ቅንጸላ (character assassination) ዝምልከት’ዩ…ዳንኤል ረዘነ 24 ሓምለ 2015..
ብኤርትራውነተይ ማንም ክወራዘየለይ ኣይክእልን! እዚ ዝስዕብ ሓበሬታ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ መዓልታት፡ ብመስከረም.ኔት ኣቢሉ ኣብ ልዕለይ ዝፍኖ ዘሎ ቅንጸላ (character assassination) ዝምልከት’ዩ። ቀንዲ ዕላምኡ፡ ገለ መሰረታዊ ርድኢታት ንምብራህ ድኣ እምበር፡ ነቲ ኹሉ ዝበሃል ዘሎ ቆሎ-ጥጥቖ ሕቶታት ንምምላስ ኣድላይ ስለ ዝኾነ ኮይኑ ኣይኮነን። ብዙሓት ሰባት፡ መልሲ ምሃብ ኣድላዪ ኣይኰነን እኳ እንተ በሉኒ፡ ኣንባቢ ባዕሉ ሚዛኑ ክወስድ […]