ዝብሉኺ እንተትሰምዕስ ዕዳጋ ኣይምተቐልቀልክን

መንነት ከም መጣልዒ– ኬነት ካውንዳ ኣብ 1924 ኣብ ኩብዋ ሰሜን ሮደዥያ ተወሊዱ:: ኣብ 1949 ጸረ-መግዛእቲ እንግሊዝ ኣብ ዝተገብረ ቃልሲ መሪሕ ተራ ነበሮ:: ኬነት ካውንዳ ኣብ 1950 ዋና ጸሓፊ ናይ’ቲ ንናጽነት ዝተቃለሰ ኣፍሪቃዊ ሃገራዊ ባይቶ ኮይኑ  ንዛምቢያ ናብ ናጽነት ዘብቅዐ’ዩ:: ንሱ ዛምብያ ኣብ 1964 ናጽነታ ምስ ረኸበት ነቲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዝነበረ ጸረዓሌታዊ ቃልሲን ኣብ […]

ቀንዲ ዋኒን ወተሃደራዊ መዓስከር ሳዋ ኣብ’ዚ ወቕቲ፡ ዜጋታት ከይሃድሙ ብጅሆ ሒዝካ ምሕላው ምዃኑ ተገሊጹ….ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ 27-07-2015..

ቀንዲ ዋኒን ወተሃደራዊ መዓስከር ሳዋ ኣብ’ዚ ወቕቲ፡ ዜጋታት ከይሃድሙ ብጅሆ ሒዝካ ምሕላው ምዃኑ ተገሊጹ። ካብ መፈለምታኡ፡ ሕጋውን ህዝባውን ደገፈይታ ዘይነበሮ፡ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኣካላውን ስነ- ኣእምሮኣውን ገበናት ዝፍጸመሉ ወተሃደራዊ መዓስከር ሳዋ፡ ካብ’ቲ ዝሓለፈ ብዝኸፈአ ኣብ’ዚ ወቕቲ’ዚ፡ እቶም ብስመ ትምህርቲ ካብ ሕቚፊ ወለዶም ብኣስገዳድ ናብ’ቲ መዓስከር ተጓሪቶም ብጅሆ ተታሒዞም ዘለው፡ ህጻናት ዝርከብዎም መንእሰያት፡ ናብ ሱዳን ከይሃድሙ […]

Party official Hkdv subjected to attack between Oogaro and Dnci 2015 07:10 | Last updated: Tuesday, 21

According to reports received from the Gash Barka region that a senior official of the party “Alhkdv” and called Hussein Paul Paul was attacked by Unidentified gunmen while returning from a meeting attended by the Oogaro will be held on Thursday 16/07/2015 AD while he was heading to Dnci return to it after the end […]

Barentu witnessing a new chapter of the terrifying power of repressive methods .. !!Service: Gabeel.net 09/07/2015 m

Barentu town has seen in the twenty-eighth of last June 2015 a new chapter in the terrifying power devices deal with the families of those who has been abducted methods, and the denial of their presence has, oppression and not to report the death and burial places of their bodies. Resident reliable source has said […]

መስከረምኔትንእተእንግዶ፣ እተእንግዶ፣ እተእንግዶ፣

መስከረምኔትንእተእንግዶ፣ እተእንግዶ፣ እተእንግዶ፣ንደላይፍትሒህዝብናዝንዕቕንዝዘልፍንጽሑፋትመልስና። ሽማግሌሰላማዊሰልፊደለይቲፍትሒጀኔቫ26.06.2015 26.06.2015 ኽቡራትን ክቡራንን ኣሓትን ኣሕዋትን፣ ተቓለስትን ፈተውትን ፍትሒ፣ ኣብ ዉሽጥን ዲያስፖራን ትነብሩ፣ ሰላምን ሰናይን ንምነየልኩም። ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ጀኔቫ 26.06.2015 ዝተኻፈልኩምን ክዉን ዝገበርኩምን፣ ሰብ ሕልና፣ ኣቦታት ኣዴታት፡ ገዳይም ተጋደልቲ ብፍላይ ኣካለ ሱንኩላት፣ ደቕና መናእሰይ ነበርትን ሓደስቲ ስደተኛታትን፣ እንቛዕ ኣዓወትና እናበልና እንቛዕ ከኣ ብሰላም ኣብ ቦቦታኹም ተመለስኩም። ዓወትኩም ሩሑቑ ኣይኮነን። ነቲ ሓቂ […]