http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/2907RM5-06AT.pdf
Author: Administrator
ወግዓዊ መግለጺ ጉባኤ ቦለኛ – ኣብ ለንደን 2015
ጉባኤ ቦለኛ፡ ኩሉ ደላዪ ፍትሒ ኣብ ዝቐርቦን ኣብ ዝምቸኦን ብዘዓባ ጉዳይ ሃገሩ ከም ድዝትን፡ ዕዙዝ ተሳታፍነት ደለይቲ ፍትሒ ብዘረጋግጽን ከባብያዊ ኣኼብኡ፡ ኣብ 18 ሓምለ ኣብ ለንደን ብወግዒ ከፊቱ። እተን ሰለስተ ህጹጻት ዕላማታት መድረኽ ቦለኛ፡ እዘን ድስዕባ እየን። 1) ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝነጣጠፋ ዘለዋ ዲሞክራስያውያን ሓይልታት ምጥንኻር 2) ቁጽሪ ኣብ መርሒነት ዝመጹ መንእሰያትን ደቂ ኣንስትዮን ከም […]
مهرجان إرتریا الثلاثون- كاسل መበል 30 ሰፊሕ በዓል ኤርትራ – ካስል 2015
Over 1,800 migrants rescued off Italy, 13 bodies recovered 16 hours ago
. A video grab released by the Italian Coast Guard shows migrants sitting in a boat during a rescue operation on July 24, 2015 off the coast of Libya (AFP Photo/) Rome (AFP) – More than 1,800 migrants have been picked up in the Mediterranean and 13 bodies recovered as the exodus from north Africa […]
ኣብ እስራኤል፣ ኣብ ሖሎት ብዝርከቡ ስደተኛታትን ተጣበቕትን ዝተዳለወት ትያትር ንምርኢት ቀሪባ
ኣብ እስራኤል ኣብ ክፉት ቤት ማእሰርቲ ብዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ከምኡ ድማ ብተጣበቕቲ ዝተዳለወት ንመዓልታዊ ህይወት ስደተኛታት እተንጸባርቕ ትያትር ንምርኢት ቀሪባ። እታ ንምድላዋ ኣስታት ሓደ ዓመት ዝወሰድት፣ ስደተኛታት ካብ ዶብ ሲና ክሳብ ኣብ ውሽጢ እስራኤል ንዝገጥሞም ዘሎ ብድሆታትን ኣብ መወዳእታ ድማ ዝጽበዮም ናይ ምጥራዝ ዕጫን ዘጥቃለለ ትሕዝቶ ዘለዋ’ያ። ፈላማ ኣብቲ ዜጋታት ኤርትራን ተዳጕኖምሉ […]
ኤርትራ ብመዳይ ቴክኖሎጂ ርክብን ሓበሬታን፣ ድሕሪት ካብ ዝተረፋ ሃገራት ምዃና ተገሊጹ
ኤርትራ ኣብ መዳይ ቴክኖሎጂ ርክብን ሓበሬታን ካብተን ድሕሪት ተሪፈን ዘለዋ ሃገራት ዓለም ምዃና ሓድሽ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ኣረዲኡ። ህዝቢ ኤርትራ ብዘይካ’ቲ ኣብ 2001 ዝተኣታተወ ውሕዱ ዓቐን ዘለዎ ኣገልግሎት ኢንተርነት፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ዝበዝሐ ህዝቢ ዓለም ዝረብሓሉ ዘሎ ቅልጡፍ ደረጃ ብቕዓት ኢንተርነት ከስተማቕር ኣብ ርእሲ ዘይምኽኣሉ፣ ህዝቢ ዝመረጾ ሓበሬታ ናይ ምፍታሽ ፍርሒ’ውን ከምዘለዎ እቲ ምሕደራ ናይ ሓበሬታ […]
ኤርትራ፣ ምስ ጎረባብተን ስኒት ካብ ዘይብለን ሃገራት ምስተን ቀዳሞት ተሰሪዓ
ኤርትራ ካብተን ምስ ጎረባብተን ስኒት ዘይብለን ሃገራት ዓለም ኣብ ቅድሚት ዝስርዓ ሃገራት ሓንቲ ምዃና ብግሎባዊ ሰላም ዝቐረበ መጽናዕቲ ምምልካቱ ዘ ኢንዲፐንደንት ኣብ ናይ 27 ሓምለ ጽሕፉ ገሊጹ። ብመሰረት እቲ ዝቐረበ መጽናዕቲ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ብደረጃ ዓለም ምስ ጎረባብተን ስኒት ዘይብለን ሃገራት ተባሂለን ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ ዘለዋ ዩክሬን፣ ሶርያ፣ ሩስያ፣ ሰሜን ኮርያ፣ ሊባኖስን ኣዘርባዥያንን ክኾና እንከለዋ፣ […]
الحركة الفيدرالية الديمقراطية الإرترية
http://http://www.jeberti.com/
መግለጺ ሓዘን መምህር ሳልሕ ሓምዲ (ኤስደለ) Print Email Created: Tuesday, 28 July 2015 08:41
ሎሚ ብ27 ሓምለ 2015 ወጋሕታ ሰዓት 5.30 መምህር ሳልሕ ሓምዲ ካብዚ ዓለም’ዚ ብመስዋእቲ ተፈልዩና ኣሎ። ፈጻሚ ሽማግለ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ብስም መላእ መሪሕነቱን መሰረታቱን ብመስዋእቲ መምህር ሳልሕ ሓምዲ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ይገልጽ። መምህር ሳልሕ ሓምዲ ካብ ግዜ ንእስነቱ ጀሚሩ ብዝሓደሮ ርሱን ሃገራዊ ስምዒት ኣብ ከተማታት ኮይኑ፡ ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ ብሕኑን ቃልሱ ጀሚሩ […]