ኮሎራዶ ህዝባዊ ኣኼባ

ኮሎራዶ ህዝባዊ ኣኼባ፡ ንኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ነባሮ ኮሎራዶ – ኣኼባ ኣብ`ዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ክዝቲ`ዩ። • ንባይቶ ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ኮሎራዶ፣ • ንህዝብዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ፣ • ንሂሩ ንዝበጋግሰ ዘሎ ኣህጉራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ኤርትራውያን ንፍትሒ፣ • ንቕድሚት፡ ንሕና ከም ህዝቢ ከነተኩሮሎም ዝግባእና መደረኻዊ ጉዳያት ንዕለት 15 ነሃሰ 2015፡ ኣብ ክለብ ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኣብ ኮሎራዶ። ንሰዓት 3፡30 […]

Refugees live in fear of German anti-foreigner protests By Damien Stroka9 hours ago

. . . . Freital (Germany) (AFP) – It’s an astonishing statement for a refugee from war-torn Syria, but Taher has had enough of the xenophobia he has experienced in Germany. “I want to return to Syria — very afraid here,” he said this week, speaking outside a refugee centre in the small eastern town […]

ኣይገርመኩም’ዶ?

ገለ ገለ ግዜ ነገራት ብዘይተጸበኻዮም ይመጹኻ’ሞ፡ እቲ ክኸውን ዘለዎ እናፈለጥካ ፍርዲ ኣብ ምሃብ ክትማታእ ይገብረካ። ብወሳኒ መልክዑ ኣብ ቅድመ ግንባር ተሰሊፉ፡ ብትብዓት ግንባሩ ንዓረር ሂቡ መግዛእታዊ ሰራዊት ካብ ምድሪ ኤርትራ ክባራር ካብ ዝገበሩ ሓደ፡ እቲ ኣብ ትሕቲ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ኤርትራዊ ተጋዳላይ’ዩ። እዚ ግንባሩ ንዓረር ክህብ ዝፈቐደ ተጋዳላይ፡ ንመራሕቱ ክነቅፍ ትብዓት ምስኣኑ፡ […]