Calais, France – An estimated 3,000 refugees and migrants live in Calais on the northern coast of France. Many of them are refugees who fled conflict, violence or persecution in Sudan, Eritrea, Somalia and Syria and need international protection. They are part of the 225,000 people who arrived via the Mediterranean Sea and entered Europe […]
Author: Administrator
ስርዓት ህግደፍ ውሽጡ ቦኽቢኹ ዕለተ ውድቀቱ ዝጽበ ዘሎ ስርዓት’ዩ
http://www.gereger.com/data/media/jEOlyhgxL.pdf
ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት 48 ኤርትራውያን ሰራሕተኛታትና ኣሲራትልና ገዳብ ኒውስ 7 ነሓሰ 2015
ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት 48 ኤርትራውያን ሰራሕተኛታትና ኣሲራትልና ገዳብ ኒውስ 7 ነሓሰ 2015 ትርጉም ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ሚስተር ሮናልድ ማክ ማሌን ኣብ ሓደ እዋን ኣብ ኤርትራ ናይ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ነበር፡ ኤርትራ ካብ 2001 ክሳብ 2010 ኣብ ዘሎ ግዝያት 48 ኤርትራውያን ሰራሕተኛታትና ኣሲራትልና ይብል። ንሱ ብ6 ነሓሰ 2015 ምስ ሓደ “ግሎባላዊ ጋዜጠኝነት” ዝተባህለ […]
Israel top court overturns controversial migrants provision 7 hours ago
. African asylum seekers lean at the fence at the Holot detention centre in Israel’s southern Negev desert, on February 17, 2014, as they join other migrants who came to protest outside the detention facility (AFP Photo/Jack Guez) Jerusalem (AFP) – Israel’s supreme court overturned Tuesday a provision of a law that would have allowed […]
Eritreans fleeing conscription seek refuge in Ethiopia, 11 Aug 2015 19:12 GMT | Human Rights, Humanitarian crises,
Eritrea does not have a war or famine, but it accounts for the second largest number of asylum seekers arriving in Europe after Syria. Many Eritreans also make the dangerous trek across their border to find refuge in Ethiopia. Most of those fleeing are young people who say they want to avoid conscription, a compulsory […]
Why is dialogue Important in Transition from Dictatorship to Democracy
http://www.gereger.com/data/media/x6JKEVS1p.pdf
ሓጺር ጸብጻብ ሰለማዊ ሰልፊ ስቶክሆልም ነሓሰ 1 2015
http://www.jeberti.com/a15/Hazir%20zebab%20selamawi%20selft%201-8-2015.pdf
ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ ከም መቀልጸታ ናይ’ቲ ቅድሚ ሕጂ ክገብሮ ዝጸንሐ፡ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ንዘለው ጽጉማት ኤርትራውያን ናይ ምሕጋዝ መደብ፡ ብ8 ነሓሰ 2015 ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ንዝርከቡ ጽጉማት ዝተፈላለየ ሓገዛት ክዕድል ከም ዝጀመረ ካብ’ቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ።
ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ ከም መቀልጸታ ናይ’ቲ ቅድሚ ሕጂ ክገብሮ ዝጸንሐ፡ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ንዘለው ጽጉማት ኤርትራውያን ናይ ምሕጋዝ መደብ፡ ብ8 ነሓሰ 2015 ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ንዝርከቡ ጽጉማት ዝተፈላለየ ሓገዛት ክዕድል ከም ዝጀመረ ካብ’ቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ፡ ብሰንኪ ጸረ-ህዝቢ ስርዓት ህግደፍ ካብ ሃገሮም ወጺኦም፡ ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከር ስደተኛታት ንዝርከቡ ጽጉማት […]
ክሻ በሌ ክትዴረር!‛ ረዴኢ መሓሪ /ኣሇና/ 08 ነሓሰ 2015 ካሌኣይ ክፋሌ
ብሊሽ ታሕሪር! እቶም ናጽነት ዘምጽኡን ባንዳራ ዝተኸለን ጀጋኑ ኤርትራውያን ናብ ጎዲጉዱ ዑራ-ዑሮ ሓቒቖም ኢዮም። ክሻ እቲ ስሇ ናጽነት ኤርትራ ሓንቲ ጸጸር እውን ዘይዯርበየ ወዱ ትግራይ ዴማ ብባንዳራ ሰማእታትና ማዕሪጉ፡ ‚ንጉሰ ነገስት‛ ኮይኑ ይነብር ኣል። እዚ ሕሌሚ ኣይኮነን። ብጋህዱ ጭፍራ ኢሳይያስ ኣብ ሌዕሉ ዯቂ ኤርትራ ዝፈነዉዎ መሰክሕ ኲናት ኢዩ። ‚ኣሌ-ግርዴ ታሕክም ቢሌ ኣያም!‛ ኢልም ሱዲናውያን። ወይ […]
ኩልዕቲ ሽም “ኣስማሪኒ” ቢንያም ፍጹም 08-09-2015
http://www.jeberti.com/a15/Kilieti%20Shim.pdf