ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ስደተኛታት ይጽበዩ ምህላዎም፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ናይቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ስርሒት ምድሓን ህይወት ናይ ዝተዋፈረ ኣሃዱ ሓይሊ ባሕሪ ብሪጣንያ ምግላጾም ዘ ጋርድያን ኣመልኪቱ። ሓደ ካብቶም ኣዘዝቲ ካፕቴን ኒክ ኩክ ፕሪስት ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ ተረኺቡ ብዘሎ ስለያዊ ሓበሬታ፣ ካብ 450 ሽሕ ክሳብ ፍርቂ ሚልዮን ዝበጽሑ ስደተኛታት፣ ናብ […]
Author: Administrator
Violent Backlash Against Migrants in Germany as Asylum-Seekers Pour In By MELISSA EDDYAUG. 13, 2015
Migrants waited outside a registration office for asylum seekers in Berlin last month. Credit Sean Gallup/Getty Images Advertisement Continue reading the main story FREITAL, Germany — Even as Germany has been trying to accommodate a swelling stream of newcomers, the most anywhere in Europe, it is also experiencing a persistent pattern of violence against […]
ጅግና እንተ ሓለፈ ታሪኹ ግን ተራፊ ኢዩ
ጅግና እንተ ሓለፈ ታሪኹ ግን ተራፊ ኢዩ ኣሎ ንዘላለም ጅግና ሓርበኛ ስውእ እስራኤል ምስግና ኣብ ኣጎስት 1974 ኣብ ኦለይ ዝተባሃለ ቦታ ምስ ጅግና ዶክቶር ኣባ ሺመል ምስ ዋዕሮ ኣለም መስፉን ሰለስቲኦም ጥራይ እንከለዉ ህዝባዊ ሓይልታት ብቅጽል ሺም መዳዳ ወይ ጽረ ግድሊ ተባሂሎም ዝፍለጡ ካባና ካብ ብዓረምረም ንፍለጥ ካብ ሳሕል ሞሊቆም ንከበሳ ክወጹ ኸለዉ ጎፍ […]
ሓውናን አቦናን ንዝኾነ ገዲም ተጋዳላይ ጸጋይ ተኽለ ገብረትንሳኤ(ጠቓሚየይ/ወዲ መሬት )RIP
ሓውናን አቦናን ንዝኾነ ገዲም ተጋዳላይ ጸጋይ ተኽለ ገብረትንሳኤ(ጠቓሚየይ/ወዲ መሬት ) ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ መበል 62 ዕድሚኡ ኣብ ቶሮንቶ ካናዳብዕለት 8 ወርሒ ነሓሰ 2015 ብክብርቲ በዓልቲ ቤቱን ደቁንኣሕዋቱን ፈተውቱን ተኸቢቡ ብሰላም ዓሪፉ። ናይ ቀብሪ ስነስርዓትን ኣገባብን ዝፍጸመሉ ቀዳም 15 ወርሒ ነሓሰ 2015 1) ፍትሓት ልክዕ ሰዓት 12፡30 ድ.ቐ. ኣብ ቤተክርስትያን መድሃኔኣለም (1 Ramsden Road, Toronto, on, M6E […]
ስዑዲ ዓረብ ንኽልተ ኢትዮጵያዊያን ኽሳዶም ብምቑራፅ ቀፂዓቶም
ስዑዲ ዓረብ ንኽልተ ኢትዮጵያዊያን ሓዊሱ ንኣርባዕተ ሰባት ኽሳዶምብምቑራፅ ብቕድሚ ትማሊ ረቡዕ ብሞት ቐፂዓ።ኣብ ከተማ ጂዛን ምስኦምብሓባር ተሳሮም ክዝምነበሩ ዝገለፀ ኢትዮጵያዊ መንግስቲ ኢትዮጵያእንተድኣ ዘይበፂሑሎም ካልኦት እውን ተመሳሳሊ ዕፃ ከጋጥሞም እዩ ክብልናይ ብፅሑልና ፃውዒት ኣስሚዑ’ሎ። ህዝቢ ኣብዝተኣከቦ ብዘስካሕክሕ ኽሳዶም ዝተቖረፁ ኣረጋዊ ወልዱሃይለማሪያምን ሓዱሽተ ዘልኣለንም ዝተብሃሉ ኢትዮጵያዊያን መናእሰይእዮም። ንሓደ ኢትዮጵያዊ ዜጋ ቐቲሎም ብዝብል ከምዝተፈርዶምተፈሊጡ’ሎ።ኣብ ከተማ ጂዛን ምስኦም […]
Hwy Demhit In Eritrea?
European migrant crisis: Italy navy rescues 50 from dinghy 1 hour ago From the sectionEurope
http://www.bbc.com/news/world-europe-33882177
Mark Levin on Illegal Immigration: ‘We Have Dreamers Too…What About Our Children?’By Margaret Knapp | August 12, 2015 | 9:59 AM EDT
“Day in and day out, we’re told about the ‘dreamers’. Who are the dreamers? Illegal alien children,” saidnationally syndicated radio show host Mark Levin on his Monday broadcast. “Well, we have dreamers too. Our children. What about our children?” Levin asked. Here is the transcript of what Levin had to say: “Day in and day out, […]
Seeking Refuge: As UK decries Calais migrants, Cameron keeps quiet. Why?
http://http://www.csmonitor.com/World/Europe/2015/0812/Seeking-Refuge-As-UK-decries-Calais-migrants-Cameron-keeps-quiet.-Why