ሎሚ አገዳሲ ሰብ አብዚ ቃልሲ ንፍትሒ ብሓደጋ መኪና አብ ሱዳን ምስ ስድራቤቱ ሓሊፉ.by- Ephrem Mehari 08/20/2015

      ሎሚ አገዳሲ ሰብ አብዚ ቃልሲ ንፍትሒ ብሓደጋ መኪና አብ ሱዳን ምስ ስድራቤቱ ሓሊፉ. ዓብደልራሕማን ዑስማን ጀጊር አብ ፓልቶክ ብ”ዓቡዲ” ዝፍለጥ ተቃላሳይ ነባሪ ሱዕዲ ዓረብ አብ ሱዳን ብሓደጋ መኪና ምስ ሓፍቱን አዲኡን ሓሊፎም ፡፡ዓብደልራሕማን ካብ ውሩይ ተጋዳላይ ጀብሃ ነበር አቦ ዑስማን ጀጊር ዝተወልደ ኮይኑ አብኡ ምስ ብጻዮም መሓመድ ዓሊ ሕርሚታ አብ 1989 ካብ […]

መርድእ ሓውና ተስፋኣለም ኣብርሃ ብዝሓደሮ ሕማም ዐሪፉ ዕለት 17.08.2015

  መርድእ ሓውና ተስፋኣለም ኣብርሃ ብዝሓደሮ ሕማም ዕለት 17.08.2015 ስለ ዝዓረፈ ኣብ ከተማ ስቱትጋርት Badcanstatt ሓመድ ኣዳም ክለብስ ኢዩ። ቀብሪ ስነ ስርዓት ዝፍጸመሉ ንሰሉስ 25.08.2015 ሰዓት 11³° ኣብ Hauptfiedhof Stuttgart Steinhaldenstr. 52 70378 Stuttgart ሓዘን ዝካየደሉ ቦታ ኣብ St. Paul Kirche Am Lehen Weg 14-16 70180 Stuttgart ዓርቢ ቀዳም ሰንበት ካብ 15°°-22°° ኢዩ

ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝርከቡ ኤርትራውን ደለይቲ ፍትሒ ናይ መድሃኒት ሓገዝ ናብ ሰራዊት ሕድሪ ሊኢኾም  Posted: 7:29 am, August 18, 2015 by ENSF-HIDRI

ነዚ ሰራዊት ሕድሪ፤ ቃልስና ብተግባር ኣብ ቅድመ-ግንባር!! ልዕሊ ኩሉ ድሕነት ህዝብን ሃገርን!! ዝብል መሪሕ ጭርሖ ብምኽታል ኣብ ኩሉ መዳይ ንህግደፍ ንምግጣም ድልውነቶም ዘረጋገጹ…………..

Thousands of refugees are trying to escape ‘Africa’s North Korea’ — the worst regime you’ve never heard of

Dan Kitwood/Getty ImagesAn Eritrean demonstrator waves his national flag whist taking part in a demonstration on Whitehall on April 30, . Europe’s migrant crisis is getting worse — in July, over 100,000 migrants arrived in Europe’s borders, the first time that symbolic level has been breached. There’s one story that most people haven’t heard — […]

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ቅድሚ ሒደት ሰዓታት ቀጠር ኣትዩ Radio Erena: 19 August 2015

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ቅድሚ ሒደት ሰዓታት ቀጠር ኣትዩ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ከም መቀጸልታ ናይቲ ኣቐዲሙ ዘካየዶ ተመሳሳሊ ዝርርባት ኣብ ጉዳያት ኤርትራን ጅቡትን ከምኡ ድማ ሓድሽ ምዕባለታት የመንን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ብዝምልክት ምስ ኣሚር ቀጠር ንምዝታይ ናብ ዶሓ ከምዝኣተወ ይግለጽ። እቲ ፕረዚደንት ንእግረ መንገዱ’ውን ኣብ ቀጠር ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል ሕክምናዊ መርመራ ከካይድ ምዃኑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና […]

ማዕከን ዜና ዘ ጋርድያን፣ ኣብ ኤርትራ ብምትኳር ንሰለስተ ተኸታተቲ መዓልታት ፍሉይ መደብ የቕርብ ኣሎ Radio Erena: 19 August 2015

  ማዕከን ዜና ዘ ጋርድያን፣ ካብ 17 ነሓሰ ኣትሒዙ ንሰለስተ መዓልታት ዝጸንሕ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ዘተርኩር ፍሉይ መደባት የዳሉ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ኣብ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላትን፣ ስፖርታዊ፣ ባህላውን ካልእ ንጥፈታትን ኤርትራ ብምትኳር ዝተፈላለየ ኣርእስታት ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ከእንግድ ከምዝጸንሐ ይፍለጥ። ካብ 17 ክሳብ 19 ነሓሰ ከኣ ፍሉይ ኣተኩሮ ሂቡ […]

ovakia refuses to accept Muslim migrants By Matthew Holehouse, Brussels, and Justin Huggler, Berlin 2:26PM BST 19 Aug 2015

Migrants, thought to be from Syria, are packed into a rented vehicle from Austria at the Cunovo border crossing, Slovakia.  Photo: Barcroft Media Slovakia has said it will not accept any Muslims under an EU scheme to share migrants more evenly between member states. “We want to help Europe with the migration issue. We could […]