ነፈርቲ ኵናት ስዑዲ ዓረብ፣ ነታ ናብ ኤርትራ ቅርበት ዘለዋ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ናይ የመን ጽዑቕ ደብዳብ ኣካይደን። ስዑዲ ዓረብ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዕጡቓት ሑቲ ንምህዳን ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት የመን ተካይዶ ዘላ መጥቃዕቲ’ያ ንወደብ ሖዴዳ ዒላማ ጌራቶ። መኽዘን ሎጂስቲክስ ሑቲ ምንባሩ ዝተጠርጠረ ዓበይቲ መኻዚኖታት ዝርከቦ ሓያሎ ህንጻታትን ትሕተ ቅርጺ ናይቲ ወደብን በቲ ደብዳብ ከምዝዓነወ ሮይተርስ […]
Author: Administrator
መንግስቲ ኤርትራ ንዜጋታት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብዘይ ቪዛ ናብ ኤርትራ ክኣትዉ ፈቒዱ Radio Erena: 20 August 2015
መንግስቲ ኤርትራ ንዜጋታት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብዘይ ቪዛ ናብ ኤርትራ ክኣትዉ ፈቒዱ። ዝሓለፈ ሰሙን ነዚ ዘረጋገጸ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ዜጋታቱ ኤርትራ ናብ እትርከበን 69 ሃገራት ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ከምዝኽእሉ ሓቢሩ ኣሎ። ብዘይይ ቪዛ ንኽንደይ መዓልታት ኣብ ኤርትራ ክጸንሑ ከምዝኽእሉ ግና ኣይተነጸረን። ከም ሱዳን ናብ ዝኣመሰላ ሃገራት ኣብ ዝኣትውሉ ድማ፣ ኣብ መዓርፎ […]
ብሽም መሰረታትን መሪሕነትን ተ.ሐ.ኤ ናይ ሐዘን መግለጺ ብግጥሚ ብ.በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን.. ንሰለስቲኦም በዚ ኣጋጣሚ ወየ ክብለሎም ብግጥሚ..
http://gereger.com/data/media/gCpvqgDMO.pdf
ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ሕጂ’ውን ኣብ ቃራና መንገዲ ይርከብ
http://gereger.com/data/media/wQJ7cjKob.pdf
ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ ካብ ኤርትራውያን ፈተወቲ ኤርትራውያንን ብዝረኸቦ ገንዘባዊ ደገፍ፡ ኣብ ዓድታት ክኒን ቅኒቶ ምስ ህዝቢ ብምትሕብባር መዋእለ ህጻናት ንምስራሕ ጀሚሩ ከም ዘሎ ተፈሊጡ
ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ ካብ ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ጀሚሩ ንሽጉራት ንምሕጋዝ ከካይዶ ዝጸንሐ ንጥፈታት፡ ኣብ’ተን ካብ ምምሕደራ ስርዓት ህግደፍ ወጻኢ ካብ ዝኾና ዓመታት ዘቑጸራ ዓድታት ክኒን ቅኒቶ ዘሎ ማሕበራዊ ጸገማት ኣብ ምቅላል፡ ካብ ዝተፈላለዩ ፈተውትን ተደናገጽትን ብዘጠራቐሞ ገንዘብ፡ ምስ ህዝቢ እተን ዓድታት ብምርድዳእን ብምትሕብባርን መዋእለ ህጻናት ንምስራሕ ናይ […]
Eritrea National Salvation Front Front- Hidri
http://www.jeberti.com/a15/ZiKri%20Ziema%20Tegadalay.pdf
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT Executive Committee
http://www.jeberti.com/a15/Condollence%20Statement%20of%20EC%20of%20Dr%20Ramadan%20Faraj%20Iyay.pdf
ቃል መሪር ሓዘን
http://www.jeberti.com/a15/Condollence%20Statement%20of%20EC%20of%20Dr%20Ramadan%20Faraj%20Iyay%20Tigringa.pdf
ኣብ ካስል (ዷርሏን) ዔቧጸበሔ ናበይ በጸሔ ቀዳሏይቩ ክፋል 19/8/2015
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/1908GK5-06AT.pdf
Young Eritrean Refugees in Ethiopia Paint Grim Realities By Christian Fuchs, JRS August 15, 2015
More than 130,000 Eritrean refugees have crossed the border to Ethiopia escape human rights abuses. Eritrean youth flee forced indefinite military conscription as well as torture at the hands of an oppressive government. Those who cross the border risk their lives: Eritrea’s strict “shoot to kill” policy spares no one. Mai Aini refugee camp is […]