ረፋድ ሰንበት 23 መስከረም 2001፡ ከባቢ ሰዓት 10፡00 ቅ/ቀትሪ ኣቢሉ፡ እታ ንነዊሕ ዝውንጨፍ ራእይ ሓቚፋ ክትብገስ ትብል ዝነበረት ቤት ጽሕፈት ኣሕተምቲ ኣድማስ ራእይ ብዘጸልምቱ ኣባላት ጸጥታ ተኸበበት። ነቲ በዓል ነዊሕ ራእይ፡ ስዒድ ዓብደልቃድር ከኣ፡ በዛ ዕለት እዚኣ፡ ኣብታ ኣብ ናቕፋ ሃውስ እትርከብ ቤት-ጽሕፈቱ ዳጐኑዎ፣ ክሳዕ ለይተ-ሎሚ ድማ ንዅነታት ህላወኡ ብዝምልከት ብወግዒ ዝተገልጸ ሓበሬታ የልቦን። […]
Author: Administrator
Eritrea urged to provide evidence that three journalists are alive By RSF September 2, 2015
Ambassador Embassy of the State of Eritrea 1 rue de Staël 75015 Paris, France Paris, 1 September 2015 Dear Ambassador Simon, Reporters Without Borders (RSF) was surprised by your letter of 1 June 2015 to Guy Berger, the director of the Division of Freedom of Expression and Media Development at UNESCO, in which you […]
ናይ ሓዘን መግለጺ። ደሞክራሲያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዞባ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ።
ዕረፍቲ ሓውና ሓርበኛ ጸጋይ ተኽለ (ጠቓሚየይ) ምስ ሰማዕና ኣዝዩ ኣሰንቢዱናን ኣሕዚኑናን ኢዩ። ሓፈሻዊ ኣፍልጦና ብዛዕባ ሓውና ጸጋይ ተኽለ፡ ኣብ ግዜ ንኡስ ዕድሜኡ ከም ኩሉ መንእሰይ ናብ ሜዳ ብምውጻእ ምስ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሰሊፉ፡ ምእንቲ ሃገሩን ህዝቡን ግቡእ ተራኡ ተጻወተ። ጅግና ምንባሩ ብዝያዳ ንዕኡ ኣብ ቃልሲ ዝፈልጥዎ ድማ ጸጋይ ዓቃልን ህዱእን መስተውዓልን፡ ንዝተዋህቦ መደብ ብትብዓት […]
News.Vice.com: South Sudan’s New Ceasefire Is Already Falling Apart Date: Sat, 5 Sep 2015 13:08:07 +0200
The much-heralded agreement signed last month by South Sudan’s government and rebels was meant to do what at least seven previous accords had not: end the country’s brutal 20-month civil war, which has claimed more than 50,000 lives. But less than a week after President Salva Kiir signed the peace deal, UN officials have confirmed […]
CANADA’S NEVSUN DEFENDS ERITREA MINING AFTER DAMNING UN REPORT SEPTEMBER 5, 2015 GAIANICITY LEAVE A COMMENT
Workers are shown smelting gold at the Bisha mine in Eritrea in this undated photo. By Ian Bickis, The Canadian Press, reposted from CTVNews, Sept 4, 2015 CALGARY — Canadian mining company Nevsun Resources is defending its operations in Eritrea following a damning report by the United Nations that accused the miner of using forced labour […]
ሰራዊት ሕድሪ ብህቡብ ድምጻዊ ዘርእሰናይ ግርማይ “ተዛረብ” ተሰንዩ፣ ንሓደ መስከረም ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ጸንቢሉ።
ሰራዊት ሕድሪ ብህቡብ ድምጻዊ ዘርእሰናይ ግርማይ “ተዛረብ” ተሰንዩ፣ ንሓደ መስከረም ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ጸንቢሉ። ዕጡቕ ሓይልታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ “ሰራዊት ሕድሪ”፣ ነቲ ብወርሒ መስከረም 1961 ተጀሚሩ ኣብ መፈጸምትኡ ከይበጽሐ ብስርዓት ህግደፍ ዝተጨውየ ሕድሪ ሰማእታት ንምትግባር ኣብ ዝግበር ጽዑቕ ወትሃደራዊ ስርሓት ተጸሚዱ ድሕሪ ምቕናይ፣ ሓደ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብዕለት 04/09/2015 ኣብ […]
Artists Around The World Respond To Tragic Death Of 3-Year-Old Syrian Refugee
http://www.the-open-mind.com/artists-around-the-world-respond-to-tragic-death-of-3-year-old-syrian-refugee/
FreeThe20 Women Political Prisoners and Prisoners of Concern Campaign Launch
http://www.state.gov/r/pa/prs/ps/2015/09/246541.htm
This is shameful for the entire humanity!
መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ ካብ ውልቀ መላኺ ሃዲሞም ናብ ሃገሩ ንዝኣተወ ኤርትራውያን ዕቑባ ይነፍጎም ኣሎ ክትብል፡ ዘ ኢንደፐንደንት ዝተባህለት ጋዜጣ ጸብጺባ።
መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ ካብ ውልቀ መላኺ ሃዲሞም ናብ ሃገሩ ንዝኣተወ ኤርትራውያን ዕቑባ ይነፍጎም ኣሎ ክትብል፡ ዘ ኢንደፐንደንት ዝተባህለት ጋዜጣ ጸብጺባ። መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ፣ ቁጽሪ ስደተኛታት ንምውሓድ ዘውጸኦ ውጥን ንምዕዋት ክብል፡ ብሰንኪ‘ቲ ብገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ዝኽሰስ ዘሎ ውልቀ-መላኺ ስርዓት፡ ሃገሮም ገዲፎም ንዝስደዱ ዘለዉ ኤርትራውያን ዑቕባ ይነፍጎም ኣሎ ክትብል ጋዜጣ ዘ ኢንደፐንደንት ኣብ ገጻታ ኣስፊራ። መንግስቲ ዓዲ […]