Author: Administrator
ዝኸበርኩምን /ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ግዱሳት ኤርትራውያን ዜጋ
ብምቕዳም ናይ ክብሪ ሰላምታና ነቕርብ። ኣስዒብና ከምቲ ወርትግ እንገብሮ ድራር ነቶም ምእንቲ ህዝቦምን ሃገሮምን ልዕሊ 36 ዓመታት ኣብ ጸሓይን ዶሮናን ሃገር ሱዳን ምስ ኵሉ መውጋእቲ ስቓይን ተወሳኺ ጸቕጢ ደምን ሽኰርን ካልእ ሕማማትን ወዘተ….. ተሳቒዮም ዝነብሩ ዘለዉ ጀጋኑ ውጉኣት ሓርነት ኤርትራውያን ኣሕዋትና ሓደ ምሸት ድራር ኣዳሊና ክንዝክሮም ናይ ኵላትና ኤርትራውያን ሓላፍነትን፤ ሓልዮትን ምዃኑ ንዓኺ/ […]
መስፍን ሓጎስ ዝበሎ ኣብትምርጫ ኣነ አየ ተመሪጸ ኔረ ኢሳያስ ግደፈለይ ኢሉኒ ገዲፈሉ አንዃዕ ሰበይትካ ፈቲየያ ግደፈለይ ዘይበሎ
http://http://www.gereger.com/data/media/7YOvJvIUG.pdf
رغم دفق الثّروات .. دنكالیا تتض ّو ر جوعا..!؟
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/0709AF5-09NA.pdf
Mediterranean crisis: Why are people fleeing their homes? By Daniel Rosney
http://www.bbc.co.uk/newsbeat/article/34153104/mediterranean-crisis-why-are-people-fleeing-their-homes
Eritreans: A people denied the right to life, says top artist Ethiomedia September 2, 2015
The singer joined Eritrea’s national military service in 1994, and wasted his time there until he fled to Ethiopia in recent weeks. During the course of his 20 years in the army, which he said has been greatly depleted due to mass defections, Kiros said he knew all Eritrean prisons because he himself lived […]
መልሲ ንመጽሄት ማሕበረ ኮም ጅዳ
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/0609GE5-04AT.pdf
ሓጺ ር ዜ ና ብምኽን ያ ት ባ ሕቲ መስ ከ ረ ም መበ ል 54 ምጅማር ብረ ታዊ ቃል ሲ ተ ጋ ድሎ ሓር ነ ት ኤ ር ት ራ (Eritrean National Salvation Front. Frankfurt Branch – Germany)
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/0609SF5-05NT.pdf
ደምዳሚ መግለጺ 3ይ ስሩዕ ኣኼባ፡ ማእከላይ ሽማግለ፡ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)፡
ERITREAN REVOLUTIONARY DEMOCRATIC FRONT http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/0609BH5-03ST.pdf
ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ስታቫንገርን ከባቢአን ዝተዓደመ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ተኻይዱ! Posted: 11:27 pm, September 5, 2015 by ENSF-HIDRI
ብጻይ ፍስሃጽየን ገብረ (ወዲ ገብረ) አባል ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ስታቫንገርን ከባቢአን ዝተዓደመ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር አካይዱ። ብጻይ ፍስሃጽየን ገብረ አባል ማእከላይ ባይቶ ግሃድኤ – ሕድሪ መቐጸልታ ናይ እቲ አብ ከተማታት ኖርወይ ዘካየዶ ህዛዊ ሰሚናር ሎሚ ውን ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ስታቫንገርን ከባቢአን ብዝተገበረሉ ዕድመ መሰረት ዕለት 05.09.2015 ሰፊሕ […]