ጅግና ሓርበኛ ኢዮብ ብስራት ኣብ ልብና ንዘልኣለም ክትነብር ኢኻ hehnet.org

 ሓርበኛ  ተጋዳላይ ኢዮብ ብስራት ድሮ ካብ ዝስዋእ 6 ዓመታት እነሆ ሓሊፉ። ብጻይ ኢዮብ ብዕለት 24 ታሕሳስ 2009 ኢዩ ተሰዊኡ፡ ብዕለት 07 ጥሪ 2010 ከኣ ብብጾቱን ፈተውቱን ከምኡ’ውን ብኣማእት ዝቝጸሩ ሃገራውያንን ተዓጂቡ ብዓቢ ስነ ስርዓትን ዝተፈነወላ ዕለት ኢያ።  ብጻይ ኢዮብ፣ ካብ ግዜ ንእሰነቱ ኣትሒዙ ክሳብ ዕለተ መስዋእቱ፣ ልዑል ፍቕሪ ህዝቡን ሃገሩን ተዓጢቑ፣ ንነብሰይ ይጥዓመኒ ከይበለ፣  ኣብ […]

ስድራቤት ብዳዒሽ ናይ ዝተቐትሉ ኤርትራውያን ይርድኡ ኣለዉ Radio Erena: 25 December 2015

  ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ኣብ ሊብያ ናይ ዝቐተሎም ኤርትራውያን ስድራቤታት ይርድኡ ኣለዉ። እቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ ዝጨወዮም ስደተኛታት ክትሃድሙ ፈቲንኩም ንዝበሎም ብውሕዱ 10 ኤርትራውያን ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ከምዝቐተሎም ነቲ ፍጻሜ በዒንቶም ዝተዓዘቡ ኤርትራውያን ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ኣረጋጊጾም።

ሽወደናዊት ኣደን ወዳን ዝቐተለ ኤርትራዊ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ Radio Erena: 24 December 2015

ኣብ 10 ነሓሰ 2015 ንሓንቲ ሽወደናዊት ምስ ወዳ ዝቀተለ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ንሕልፍተ ክእሰር ተፈሪዱ። እቲ ኣብርሃም ዑቕባጋብር ዝተባህለ ወዲ 36 ዓመት ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ፣ ቫስትሮስ ኣብ ዝተባህለ ከተማ፣ ኣቑሑ ገዛ ኣብ ዝሽየጠሉ ትካል IKEA ‘ዩ፣ 55 ዓመት ዝዕድሚኣ ሽወደናዊት ምስ ወዳ ብኻራ ወጊኡ ቐቲልዎም። ብኻራ ገዛእ ርእሱ ንምቕታል’ውን ፈቲኑ ኔሩ’ዩ።   ይኹን’ምበር ብህይወት እንከሎ […]

Gereger Eritrean Latest Breaking News መግለጺ ሓዘን ብምኽንያት ሞት ኤርትራውያን ክርሲያናት ኣብ ልብያ…..23-12-2015 መግለጺ ሓዘን ብምኽንያት ሞት ኤርትራውያን ክርሲያናት ኣብ ልብያ።

እስላማዊ ምንቅስቃስ እስላሚክ እስተት ህጂ እውን ኤርትራውያን ቀቲሉ ኣሎ፡ኣዝዩ ዘሕዝን ፍጻመ ኢዩ፡ዘሕዝን ድማ ሞት ናቶም ጥራሕ ዘይኮነስ ነዞም ግዳያት እዚኦም ዋላ ሓደ መንግስቲ ዘይምህላዉ ኢዩ።ንሶም ናብ ኣቦኦምን ናብ ኣቦናን ከይዶም ኣለዉ፡ሞይቶም ኣይኮኑን ኣዕሪፎም ኢዮም፡ብኹቡር ሞት፡፡ ዘሕዝን ግን ናይቲ ደሃይ ግዳያቱ ከይገብር ኣጽቂጡ ዘሎ ህዝብን ዓለምን እቲ ምስ ቀተልቶም ምሕዝነት ዝገብር ዘሎ መንግስቲ ኤርትራን ግን ናይ […]

Somalia banned Christmas and New Year’s — even though it celebrates neither. Here’s why. By Kevin Sieff December 23 at 8:01 AM

    The wreckage of a car bombing in Mogadishu, Somalia, on Saturday. Somali police said two people were killed in the attack. (Farah Abdi Warsameh/AP) NAIROBI — The government of Somalia has banned Christmas and New Year’s celebrations, calling them “contrary to Islamic culture” and citing such festivities as potential targets for terrorists. Although […]

A refugee stalemate: When an asylum claim is rejected Yermi Brenner | 23 Dec 2015 11:09 GMT

With his asylum application rejected by Germany, a refugee from Somaliland waits to see what will become of him. Abdishakur Ahmed is among hundreds of thousands of people who have fled their homeland and applied for asylum in Germany [Yermi Brenner/Al Jazeera]  Rathenow, Germany – Abdishakur Ahmed spends most days disconnected from German society, hanging […]