ስድራቤት ብዳዒሽ ናይ ዝተቐትሉ ኤርትራውያን ይርድኡ ኣለዉ Radio Erena: 25 December 2015

 

ISIS

ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ኣብ ሊብያ ናይ ዝቐተሎም ኤርትራውያን ስድራቤታት ይርድኡ ኣለዉ።

እቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ ዝጨወዮም ስደተኛታት ክትሃድሙ ፈቲንኩም ንዝበሎም ብውሕዱ 10 ኤርትራውያን ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ከምዝቐተሎም ነቲ ፍጻሜ በዒንቶም ዝተዓዘቡ ኤርትራውያን ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ኣረጋጊጾም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *