http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/0501SAG6-04AT.pdf
Author: Administrator
ኣብ በበይኑ ቦታታት ዕዉት ስርሒታት ተኻይዱ።ክፍሊ ዜናን ባህልን ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ
www.jeberti.com/a16/Abbebaynu%20berawat%20uwute.pdf
A response to the Disinformation Campaign Being Waged by the PFDJ Against the Commission of Inquiry’s Mission to Uncover the Truth About Human Rights Violations Occurring in Eritrea
www.jeberti.com/a16/Final_Press_Release_for_COI2.pdf
መ ር ድ እ ክብርቲ ወ/ሮ ምሕረት ኣስጎዶም (ብዓልቲ -ቤቱ ንሻንበል ሃይለስላሴ ገበሩ ) ኣብ መበል 55 ዕድመአ ብዕለት 02/01/2016 ብሕማም ክትሳቀ ድሕሪ ምጽንሓ: ካብ‘ዚ ዓለም ብሞት ተፈልያ
www.gereger.com/data/media/lboCwJpCv.pdf
ሱዳን ንኣምባሳደር ኢራን ሰጕጓ Radio Erena: 05 January 2016
እታ ሃገር ነቲ ኣብ ካርቱም ዝነበረ ኣምባሳደር ኢራን ዝሰጎጎትሉ ምኽንያት፣ ኢራናውያን ነቲ ስዑዲ ዓረብ ዝተፈጸመ ቅትለት ሃማኖታዊ መራሒ ሺዓ ብምቕዋም፣ ኣብ ከተማ ቴህራን ንዝርከብ ኤምባሲ ሶኡድድድዲ ዓረብ ብምትዖም’ያ። ኢራን፣ ኣብ ልዕሊ ኤምባሲ ስዑዲ ዓረብ መጥቃዕቲ ንዝፈጸሙ ሰባት ኣብ ቀይዲ የእትያ ከምዘላ ብምግላጽ፣ ሓይልታት ጸጥታኣ ንድሕነት ኤምባሲን ኣባላቱን ክሰርሑ ምዃኖም ኣረጋጊጻ’ያ። እንተኾነ ስዑዲ ዓረብ […]
ሽወደን ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ዴንማርክ ኣብ ዘዳውባ ቦታ፣ መንነት ወረቀት ዝሕተተሉ ነቑጣ ኣቝማ።Radio Erena: 05 January 2016
እታ ሃገር፣ ኣብ ዓመተ 2015 ጥራይ 150 ሽሕ ሓተቲ ዑቕባ ከምዝኣተውዋ ብምሕባር፣ ነቲ ኣውራ ኣፍደገ ስደተኛታት ኮይኑ ዘሎ ንሽወደንን ዴንማርክን ዘራኽብ ድልድል ሓለዋ ክትገብረሉ ከምዝወሰነት’ያ ትገልጽ። ብመሰረት እዚ ኣብ ግብሪ ውዒሉ ዘሎ ምቁጽጻር ዶባት ከኣ፣ ብባቡር፣ ኣውቶቡስ ይኹን ጀላቡ ናብ ሃገር ዝኣቱ ዝኾነ ውልቀሰብ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ወይ ከኣ ሸንገን ቪዛ ክህልዎ ከድሊ’ዩ። […]
ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ሽቱትጋርድ ክልተ ውድባት ብምኽንያት ሓድሽ ዓመትን ልደትን ናይ ሓባር በዓል ኣብዒለን።
ብሓልዮት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድርን፡ (ግሃድኤሕ) ምንቅስቓስ ስምረት ንድሕነት ሃገርን (ምስድሃኤ) ኣባላት ኣመራረሓን ኣገደስቲ ካድራት ክልቲአን ውድባትን እተረኸቡሉ ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ሽቱትጋርድ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመትን ልደትን ናይ ሓባር ፈላሚ በዓል ተሰላሲሉ። ብብጻይ ሚካኤል ኣጎስቲኖ ዝቀረበ ብስእሊ ዝተሰነየ ነቲ ኩሉ ዕዱም ብፍላይ ከኣ ንመንእሰያት ዝመሰጠት “መንእዩ ኢሳያስ“ ዝብል ሕጽር […]
ንሓድሽ ዓመተ- 2016 ኣመልኪቱ፡ ብኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለዉጢ (ኤስደለ) ዝተዋህበ መግለጺ
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/0301YA6-03AT.pdf
Islamic State executes ‘British spies’ and threatens to invade UK By Andrew V. Pestano Updated Jan. 3, 2016 at 3:16 PM
LONDON, Jan. 3 (UPI) — The Islamic State released a video showing what it says is the execution of five men who were working for British intelligence services. In the 11-minute film released by the Al-Hayat Media Center, the Islamic State’s media wing, an unidentified masked militant threatens attacks on the United Kingdom, […]
Embassy official: US shuts down drone operation in Ethiopia ADDIS ABABA, Ethiopia (AP) Associated Press By ELIAS MESERE
U.S. government has shut down its drone operation base in southern Ethiopia, an embassy official announced. A decision has been reached that the base in Arba Minch, 450 kilometers (280 miles) south of Addis Ababa, is no longer necessary, embassy spokesman David Kennedy told The Associated Press by email. “U.S. military personnel are no longer […]