ኣስታት 200 ስደተኛታ ኢትዮጵያን ሶማልን ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማሊላንድ ከምዝጠሓለት ተገሊጹ። እታ ናብ የመን ንምስጋር ዝሓለኑ ስደተኛታት ዝዓነት ጃልባ፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሶማሊላንድ ድሕሪ ምብጋሳ ብዙሕ ከይርሓቐት’ያ ብዓርቢ 8 ጥሪ 2016 ጥሒላ። ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ እታ ርእሰ ምምሕዳር 75 ስደተኛታት ከድሕኑ እንከለዉ፣ 112 ከኣ ጥሒሎም ከምዝሞቱ […]
Author: Administrator
Civil Society Associations and their role in democratic transitions By Fesseha Nair
The meaning of civil society, although a term used frequently, is elusive. However, there is a fair amount of scholarly consensus around a broad view of civil society as one of the basic elements of a society, alongside the state and the market. A commonly used definition in a academic suggests that civil society […]
ندوة سياسية هامة في فرانكفورت بألمانيا
ندوة سياسية هامة في فرانكفورت بألمانيا يسر جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية دعوة كل الوطنيين الإرتريين للمشاركة في الندوة السياسية الهامة التي ستعقد في فرانكفورت بألمانيا، ويترأسها المناضل الدكتور هبتي تسفاماريام رئيس الهيئة التنفيذية للتنظيم، وذلك لمناقشة القضايا الوطنية الراهنة، وأهمية حشد الطاقات الوطنية من أجل إنقاذ الشعب والوطن في إرتريا. القضايا التي ستثار في الندوة: […]
ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣብ ፍራንክፎርት
ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣብ ፍራንክፎርት ሃገራዊ ጉዳያትና ብሓባር ንምዝታይን ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ዓቕምታትና ንምጥርናፍን፣ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፣ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ውድብ ብጻይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ዝምርሖ ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት – ጀርመን ንኸካይድ መዲቡ ስለ ዘሎ፣ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ንክሳተፉ፣ ብኽብሪ ይዕድም። ኣ ብ’ቲ ሰሚናር ዝላዓሉ ዛዕባታት እዞም ዝስዕቡ ኢዮም፦ […]
Svensk-eritreansk samarbetsorganisation För demokratiutveckling ኣገዳሲ ሕዝባዊ ሰሚናር ኣብ ከተማ ስቶክሆልም
www.gereger.com/data/media/KaMNT6h8X.pdf
እዋናዊ ህጹጽ ሓበሬታ ንተቐማጦ ሎንዶን ዓባይ ብርጣንያኢሳያስ ኣስፍሃ ሎንዶን 09/01/2016።
http://gereger.com/data/media/VaV2Z6yBW.pdf
ሃገራዊ ዋዕላ ንምኽሪ….ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ….. ሕሩይ ተድላ ባይሩ. ስቶኮሆልም/ …….2015-11-17
http://gereger.com/data/media/YmAKc20Gy.pdf
ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቦ መንበር ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
ምቋም ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ውጽኢት ዕቱብ ገድላዊ ጻዕሪ ተቃለስቲ ኣካላቱ ዝመስረቱዎ ኮይኑ፡ ዕላማኡ ከኣ፡ ንኹሉ ኤርትራዊ ዓቕምታት ዝጉስጉስሉን ንድለይቲ ለውጢ ኣብ ክሊ ሓደ ስፊሕ ሃገራዊ መድረኻዊ ጽላል ዝጥርነፍሉን፡ ንዝኽይድ ዘሎ መስርሕ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምዕዋትን ዕማማቱ ውሑስ ንምግባርን ዝዓለመ’ዩ። ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ኣብ ሞንጎ’ቶም ፖለቲካዊ ሓይልታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን መንእስያትን […]
united eritrea media is wishing you a Merry X Mass with the hope that you will have many blessings in the year to come.
Eritrean gospel singer Helen Berhane was tortured for her beliefs. Now she’s speaking up. Rosie Scammell |
0 ROME (RNS) Gospel singer Helen Berhane found new life in Europe after fleeing Eritrea, where she was locked in a shipping container and tortured for her religious beliefs. Berhane, who was released in 2006 after spending 32 months in custody, spoke recently at a Rome conference on Christian persecution in the hopes others might […]