ካብ ሰኒ ዕለት 18/01/2016 ጀሚሩ ልኡኻት ሓለፍቲ መድረኽ ዝኾኑ ዶ/ር ኣስፋው ተኸስተ ፡ ኣምባሰደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስን ኣቶ ሙሕየዲን ሸንገብን ናብ ኢትዮጵያ ብምእታው ካብ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ጀሚሩ ምስ ዝተፈላለዩ ሰበስልጣናት እታ ሃገር ከምዝተራኸቡን ከምኡ’ዉን ብረቡዕ ምስ ኣባላት ኪዳን ማለት’ዉን ምስ ጀብሃ፡ ፌደራሊያ፡ ሰልፊ ዲሞክራሲ፡ ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር፡ ናህዳ፡ ብዶ/ር ሃብተ ዝምራሕ ድሕነትን […]
Author: Administrator
“ተጽግበካ ቅጫስ ኣብ ሞቕላኣ ከላ ተፍልጥ”
http://sallina.com/?p=3180
ብተሓጋጋዚት ዋና ጸሓፊ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወኪል ሕ.ሃ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ክፍጽም’ዩ Radio Erena: 25 January 2016
ላዕለዋይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ኩነታት ደርቂ ኣብ ኤርትራ፣ ሰብኣዊ መሰላት፣ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክህሉ ኣብ ዝኽእል ልምዓታዊ ምትሕግጋዝን ጉዳይ እገዳን ብዝምልከት ንምዝርራብ ናብ ኤርትራ ዑደት ከካይድ’ዩ። እቲ ብተሓጋጋዚት ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያትን ህጹጽ ረዲኤትን ካንግ ኩዮንግ ዋ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብዚ ናይ ኤርትራ ዑደቱ፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ […]
ሕ/ኢ ዓረብ ንኤርትራ ኣብ ሓይሊ ባሕርን ሓይሊ ኣየርን ንሶማል ከኣ ናይ ኮማንዶ ስልጠናታት ትህብ Radio Erena: 22 January 2016
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኤርትራን ሶማልን ፍሉይ ወትሃደራዊ ስልጠናታት ትህብ ከምዘላ ወትሃደራዊ ምንጭታት ንሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እታ ሃገር፣ ንኤርትራ ኣብ ሓይሊ ኣየር፣ ሓይሊ ባሕርን ምሕደራን ዘተኮረ ፍሉይ ወትሃደራዊ ስልጣና ኣብ ምሃብ ከምዝጸንሐት ዝሓበሩ እቶም ምንጭታት ካብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ከኣ ንፍሉያ ሓይልታት ሰራዊት ሶማል ኣብ ምስልጣን ተዋፊራ ከምዘላ ጠቂሶም። እቶም ንሓያሎ ኣዋርሕ ክስልጥኑ ዝጸንሑ ሶማላውያን ኮማንዶ፣ ሰበ […]
A Call for Demonstration Against PFDJ in London
Nearest Station – Hammersmith Station (Piccadily Line) http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/2401CSB6-01AT.pdf
A Call for Demonstration Against PFDJ in London
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/2401CSB6-01AT.pdf
celebrating Women’s day and Togoruba in Toronto. March 12-2016
celebrating Women’s day and Togoruba in Toronto. March 12-2016
Political Programs of the Eritrean Progressive Party Historical Context…Eritrea From ERITREAN PROGRESSIVE PARTY…24-1-2016
www.gereger.com/data/media/MwZSXiZ0I.pdf
DMLEK’s chairman Tegadalay Kernelios Osman Agar has given a press release
www.gereger.com/data/media/bpQREtONQ.pdf
Gereger Eritrean Latest Breaking News መንግስቲ ኤርትራ ብሄራት ናይ ምደባቱ ይቅጽለሉ ኣሎ….ጥሪ 23, 2016.
www.gereger.com/data/media/qkY8LLSTf.pdf