ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ ኣብ ዕዳጋ ብዝፈጠር ጸቕጢ፣ ሓደ ዶላር ኣመሪካ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ትሕቲ 20 ናቕፋ ይሽረፍ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ ኣብዚ እዋን’ዚ ተራእዩ ዘሎ ሕግታት ዕዳጋ ዘይተኸተለ ምንቑልቋል መጠን ሸርፊ፣ ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ ዝፈጠሮ ምስ ምዃኑ ንመጻእ ከቢድ ሳዕቤን ከኸትል ከምዝኽእል ተንተንቲ ቁጠባ የጠንቕቑ። እዚ ሕጂ ዘሎ ምቁልቋል መጠን ናይ ወጻኢ ሸርፊ፣ […]
Author: Administrator
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ደምዳሚ መግለጺ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ግሃድኤ – ሕድሪ
ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ካብ መጋቢት 26 / 2016 ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ኣጀንዳታቱ ሰሪዑ፡ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከሰላስል ቀንዩ፡፡ እቲ ክካየድ ዝቐነየ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ኣብ ኣጀንዳታቱ ተመርኲሱ ንሓፈሻዊ ፖለቲካዊ ገምጋማት፡ ደቂቕ ሓበሬታ ብምልውዋጥ፡ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈታቱ ብምቕባልን ምዝታይን፡ ናይ መጻኢ ሓጺርን ነዊሕን መደባት ስርሑ ብምስራዕ፡ ነናብ ዝተዋህቦ ዕማሙ ንምግስጋስ ወጢኑ፡ ኣኼብኡ […]
ብምኽንያት መበል 21 ዓመት ጽንብል ልደት ዲሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ (ዲምሓኩኤ) ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ 1 Published on Friday, 01 April 2016 12:35
www.mekellecity.com/DMLEK/index.php/1654-21-1
ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶን ፡
Eritrean Solidarity Movement for National Salvation ቃልስና ቃልሲ ወለዶታት እዩ
www.gereger.com/data/media/J28HuqVo6.pdf
Tales of an Eritrean fighter-photographer Seyoum Tsehaye fought in and photographed Eritrea’s war of liberation, but for the past 14 years he has been in prison.
www.aljazeera.com/indepth/features/2015/12/eritrea-tales-eritrean-fighter-photographer-151202082906206.html
Calais: Eritrean refugees tell of torture and fear Discredited Danish report on Eritrea human rights leaves refugees stranded on European route.
www.aljazeera.com/indepth/features/2016/03/calais-eritrean-refugees-torture-fear-160324132031773.html
ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት እስላማዊ ኪዳን ኣንጻር ግብረ ሽበራ ኣብ ሪያድ ተጋቢኦም Radio Erena: 29 March 2016
ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ናይተን ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ እስላማዊ ኪዳን ኣንጻር ግብረ ሽበራ ዝኾና ሃገራት ኣብ ሪያድ ኣኼባ ኣካይዶም። እቲ፣ ብሓለቓ ስታፍ ሰራዊታታት ናይ 34 ኣባላት ሃገራት ተመሪሑ ብ28 ከምኡ ድማ 29 መጋቢት ዝተኻየደ ኣኼባ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ማእከላይ ምብራቕን ንኣባላት ሃገራት ኣንጸላልዩወን ዘሎ ናይ ሽብነራ ስግኣትን ብምትኳር’ዩ ዘትዩ። እቲ ብስዑዲ ዓረብ ተመሪሑ ኣብ […]
ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተኻሕዱ 19 ኤርትራውያን ምሩዃት ኵናት ኣብ ጅቡቲ ሓገዝ ይሓቱ Radio Erena: 30 March 2016
Eritrean Prisoners at Djibouti Africa by Radio Erena.. ኣብ ጅቡቲ ተታሒዞም ዘለዉ 19 ምሩዃት ኵናት ኤርትራ፣ ኩለንትናዊ ሓገዝ ንክረኽቡ ኤርትራውያን ክጽዕርሎም ተላብዮም። እቶም ን8 ዓመታት ኣብ ጅቡቲ ተታሒዞም ዘለዉ ምሩዃት ኵናት ኤርትራ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ጥዕና ከምዘለዉ ብምዝክኻር፣ ኤርትራውያን ወገናቶም ይኹን ማሕበረ ሰብ ዓለም ቆላሕታ ብምግባር ሓገዙ ከበርክተሎም ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ተማሕጺኖም። […]
ሕዝባዊ ኣኼባ ንምስረታ ማሕበር ፍትሒ ንሰላም (Justice for Peace)
ክቡራንን ክቡራትን ዜጋታት ኤርትራን፡ ኩሉ ሰብ ደላዪ ሠናይ ሕዝቢ ኤርትራን፡ ብዕለት 03 የካቲት 2016 (03/04/20160)፡ ኣብ ሃገርና ኤርትራ፡ ሰብኣዊ መሰላት ዝውሕሰሉን ነባሪ ሰላም ዝሰፍነሉን፡ ሓቀኛ ለውጢ ኣብ ምርግጋጽ ሓቢራ ንምቅላስ ዕላማኣ ዝገበረት፡ ማሕበር ፍትሒ ንሰላም (Justice for Peace) ክትምስረት ስለዝኮነት፡ ኩሉ ደላይ ለውጢ፡ ክሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም። እቲ ኣብዚ እዋን’ዚ ንኹሉ ሰብ፡ ከም ጸሓይ […]