Hundreds of thousands have fled this country. This ghastly massacre is a reminder why.

  In Eritrea, your last year of high school is also your first year in the army. The nation fought a 30-year war against its much larger neighbor Ethiopia, and because of a continuing land dispute, still considers hostilities active. Although obligatory conscription isn’t exactly unusual around the world, in Eritrea, there are three huge downsides: Your […]

The vigorous efforts made for unity with ELF’s central committee leadership was registering satisfactory outcome.Written by Winta Woldeyesus

   Both fronts conducted extensive discussions on the objective situation in the field. They further agreed on that the Jeddah Agreement is initiated by external forces for their own benefit and both fronts opposed the agreement. They reach to an understanding point on working together. After the meetings between the aforementioned fronts, the greater force […]

ደለይቲ ፍትሒ ቤይ ኤርያ ነቶም አብ 03 ሚያዝያ 2016 ዓ.ም ዝተረሸኑ ብግብሪ ዘኪሮሞ

  ሰንበት ዕለት 3 ወርሒ ሚያዝያ 2016 ዓ.ም ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ዳግማይ ጸላም ሰንበት ህልቂት ኣቑርደት ኮይና ተመዝጊባ’ያ ሓሊፋ። ኣብ መላእ ዓለም ዝነብር ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ መዓንጣ ከብዱ ተቐሪጹ ብጓሂ ሕርር ምኩምትር ኢሉ ንረኽቦ። ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ መሪርን ኣሰልካይን ቃልሲ ናጽነቱ ምስ ተጎናጸፈ ከምዚ ዓይነት ባርባራዊ ህልቂት ዳግማይ ክወርዶ ፍጹም ኣይተጸበየን፡ እሞ ድማ በቶም ንስለኻ […]

ልዕሊ 13 ካህናት ቤተክርስትያን ተዋህዶ ተኣሲሮም

  ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ልዕሊ 13 ዝኾኑ ሓለፍቲ ኣብያተ-ክርስቲያንን (ሊቃነ-መናብርት) ኣገልገልትን ካህናት ኣስመራ ብማእሰርቲ ከም ዝተዳጎኑ ካብ ቤትጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኣስመራ ዝበጽሓና ዜና የረድእ። ብተወሳኺ ኣቡን ቄርሎስ፥ ኣቡን ዮሓንስን ኣቡን ሰላማን ዝበሃሉ ጳጳሳት ካብ ምዱብ ስርሖም ብጥበብ ከም ዝተኣገዱ፥ ካልእ ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ካህናትንዲያቆናትን ከኣ ተሓድሶ፥ ጴንጠ፥ ጥርጡር፥ መናፍቕ፥ ደቂቀ-እንጦንዮስን ካልእን ብዝብል ናይ […]

ልዕሊ 13 ካህናት ቤተክርስትያን ተዋህዶ ተኣሲሮም

  ብተወሳኺ ኣቡን ቄርሎስ፥ ኣቡን ዮሓንስን ኣቡን ሰላማን ዝበሃሉ ጳጳሳት ካብ ምዱብ ስርሖም ብጥበብ ከም ዝተኣገዱ፥ ካልእ ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ካህናትን ዲያቆናትን ከኣ ተሓድሶ፥ጴንጠ፥ ጥርጡር፥ መናፍቕ፥ ደቂቀ-እንጦንዮስን ካልእን ብዝብል ናይ ጸለመ ስም ብምጥቃን ካብ ኣገልግሎት ተሰጊጎም ኣለዉ። እዞም ዝተሰጉ ውሉደ ክህነት ካብ ዝተፈላለያ ቤተክርስትያናት ክኾኑ እንከለዉ፥ ብዝያዳ ዳማ ካብ ርእሰ ኣድባራት ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም፥ ካብ […]

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቶም ብ3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ ብሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ዝተቀትሉ ዘኪሮም Radio Erena: 11 April 2016

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ነቶም ብ3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ ብሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ዝተቀትሉን ዝቖሰሉን ተዓላሞ ዘኪሮም። ኣብ እስራኤል፣ ብሪጣንያ፣ ሽወደንን ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳን ሰሜን ኣመሪካን ዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝልእክዎ ዘለዉ ሓበሬታት መሰረት፣ ነቲ ቀትሪ ምድሪ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ እናዘለሉ ክሃድሙ ኣብ ልዕሊ ዝፈተኑ ተዓላሞ ዝተወሰደ ናይ ምቕታልን ምቑሳልን ስጉምቲ ብምኹናን፣ እቲ ፍጻሜ […]

AS ROUTES TO EUROPE CLOSE, REFUGEES ARE STARTING TO CONSIDER ONE OF THE OLDEST AND DEADLIEST CROSSINGS BY MIRREN GIDDA ON 4/12/16 AT 4:01 AM

    When Greece began its deportations of refugees to Turkey on April 4 under a deal between the EU and Ankara, Europe’s semi-panicked leaders began to think the worst of the migration crisis was over. But another problem was quietly re-emerging: In the first three months of 2016, 18,795 refugees attempted to make the […]

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ መበል 58 ኣብ ስሩዕ ዋዕላ ኮሚሽን ኣፍሪቃ ንሰብኣዊ መሰላት ብትሪ ተነቒፋ Radio Erena: 12 April 2016

  መንግስቲ ኤርትራ ኣብ መበል 58 ኣብ ስሩዕ ዋዕላ ኮሚሽን ኣፍሪቃ ንሰብኣዊ መሰላት ብትሪ ተነቒፋ። ኣብቲ ካብ 6 ክሳብ 20 ሚያዝያ ኣብ ጋምብያ ከተማ ባንጁል ዝጋባእ ዘሎ ዋዕላ፣ ጋዜጠኛታት ብዘይ ዶብ፣ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ምብራቕን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዝኣመሰሉ ኣህጉራውያንን ዞባውያንን ትካላት፣ ነቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብትሪ […]