ጋዜጣዊ መግለጺ ግዜያዊ ኣካል ርኽክብ ዋዕላ ናይሮቢ

ብውጽኢት ምምኻራዊ ዋዕላ ናይሮቢ ዝቖመ ግዜያዊ ኣካል ርኽክብ፡ ካብ 1-3 ሚያዝያ 2016 ኣብ ኣዱስ ኣበባ ኣኼባኣኡ ኣካይደ። ኣብ ምጅማር ኣኼባ፡ ኣቦ መንበርን ሓለፍቲ ጉጅለታት ዕማምን፡ ናይ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ናይ ዕዮ ጸብጻብ ኣቕሪቦም። እቲ ኣኼባ ድማ፡ ናይ ትግባረ ዕማማት ወድዓዊ ገምጋም ብምክያድ፡ ዝሓለፈ መድረኽ፡ ብሳላ’ቲ ካብ ተሳተፍቲ ውድባት ዋዕላ ናይሮቢ ዝረኸቦ ዯገፍን፡ ናይ ሰፊሕ ህዝቢ […]

ንኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ጽዑቕ ወትሃደራዊ ምንቅስቓስ ይርአ ምህላዉ ተሓቢሩ Radio Erena: 13 April 2016

መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ምብራቕ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ምንቕስቓስ የካይድ ምህላዉ ምንጭታት ዜና ካብቲ ቦታ የመልክቱ። ንሱዳንን ኤርትራን ዘዳውብ መስመር ከሰላ ተሰነይ’ውን ተዓጽዩ ከምዘሎ እቶም ምንጭታት ይጠቕሱ። ጠንቒ’ቲ ኣብ ዶብ ኤርትራን ሱዳንን ዝርአ ዘሎ ወትሃደራዊ ምንቅስቓስ ብጽኑር ክፍለጥ እኳ እንተዘይክኣለ፣ ካብ ኤርትራ ገኒኑ ንዝርአ ዘሎ ላዕለዎት ሓለፍቲ ዝርከብዎም ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ክኸውን ከምዝኽእል […]

ወትሃደራውያን መራኽብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ወደብ ዓሰብ ተጸጊዐን ምህላወን ተሓቢሩ Radio Erena: 13 April 2016

ክልተ ወትሃደራውያን መራኽብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዘን ኣብ ወደብ ዓሰብ ከምዘለዋ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እተን ብሓይሊ ባሕሪ ኢማራት ዓረብ ከምዝውነና ዝተገልጻ ባይኑናን ኣል ፉታይስን ዝተባህለ ክልተ ወትሃደራውያን መራኽብ፣ ኣብ ወደብ ዓሰብ ዝቐነያሉ ምኽንያት፣ ኣብ ከባቢ ወደብ ሖደይዳ ናይ የመን ንዝርከብ ልፍንታዊ ሰራዊት ሃገራት ወሽመጥ ሎጂስቲካዊ ኣቑሑ ንምርጋፍ ንዝተላእከት ናይ ጽዕነት መርከብ ንምዕጃብ […]

ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ኣስታት 250 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ተዓጊቶም ከምዘለዉ ተሓቢሩ Radio Erena: 15 April 2016

ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ኣስታት 250 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ተዓጊቶም ከምዘለዉ ወትሃደራዊ ኣማኻሪ ንፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ጀነራል ፓኦሎ ሴራ ሓቢሩ። እቲ ጀነራል ንኮሚሽን ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን ምክልካልን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እዞም ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ኣብ ሊብያ ዝጽበዩ ዘለዉ ኣስታት ርብዒ ሚልዮን ስደተኛታት ብኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተሓጊዞም ናብ ኢጣልያ ከይበጽሑ እንከለዉ፣ ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ ቅልጡፍ […]

Our condolences to the people of Eritrea Bereket Gebru 04-14-16

  Yet another bad news has put Eritrea’s name in the mix of major international developments over the past week. The whole world has, by now, become familiar with the suffering of the Eritrean people at the hands of the totalitarian regime in power. Most reports about the East African country refer to it as […]

Eritrea receives $9M in EU funding for geothermal exploration work

    NAIROBI (HAN) April 11. 2016. Public Diplomacy & Regional Security News. Under a $200 million funding package by the European Development Fund (EDF), Eritrea receives up to $9 million for exploration work at the Alid geothermal field. A national energy plan for Eritrea was signed within the framework of the European Union’s 11th EDF (European Development Fund). […]

Frankfurt ፍርንክፈርትን ከባቢኡን ዝኽሪ ቅዝፈት 3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ.ናይ ዝኽሪ መዓልቲ..ንቀዳም ዕለት 16.04.2016

ዝኽሪ ቅዝፈት 3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ ብመኽንያት ብሰንበት ዕለት 3 ምያዝያ ዝተፈጸመ ባርባርዊ ቅዝፈት መንእሰያትን ከምኡውን ሕጻናት ቆሉዕን ኣደታትን ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንቀዳም ዕለት 16.04.2016 ካብ ሰዓት 17:00 ክሳብ ሰዓት 19:00 ኣብ ሳልባው ኒድ በዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኣድራሻ ክግበር ምኻኑ ንሕብር። SAALBAU Nied Heinrich-Stahl-Straße 3 65934 Frankfurt am Main ኩሉ በዚ ባርባራዊ ተግባራት […]