ኣብ ሚኒስትሪ ዜና፣ ዳይረክተር ጀነራል ክፍሊ ፕረስ ነበር፣ ስዒድ ዓብደልሓይ ንመንግስቲ ኤርትራ ብምርሕራሕ ኣብ ጀርመን ዑቕባ ሓቲቱ Radio Erena: 20 April 2016

  ኣብ ሚኒስትሪ ዜና፣ ዳይረክተር ጀነራል ፕረስ (ክፍሊ ጋዜጣ) ነበር፣ ስዒድ ዓብደልሓይ መሓመድ ሲራጅ (ስዒደና) ንመንግስቲ ኤርትራ ብምርሕራሕ ኣብ ጀርመን ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተተ ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጻ። ካብ 2010 ክሳብ 2012 ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበረ ስዒድ ዓብደልሓይ፣ ንሕክምና ናብ ጀርመን ድሕሪ ምምጽኡ፣ ነቲ ን10ታት ዓመታት ዘገልገሎ ስርዓት ክርሕርሖ ከምዝወሰነ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ምንጭታት ይሕብሩ። ገዲም ተጋዳላይ […]

Addis Ababa declares state of mourning for Gambela attack victims but stays silent on the fate of abducted children. Hamza Mohamed | 19 Apr 2016 18:35 GMT

Ethiopia has declared two days of national mourning for the killing of at least 200 people by gunmen from neighbouring South Sudan without providing any information about the 108 Ethiopian children that went missing during the attack. The country’s house of representative said in a statement broadcasted by state media that flags will be flown […]

ወኪል ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ናብ ኤርትራ ዑደት ንምክያድ ዝቐረበ ሓሳብ ብኣመሪካ ተነጺጉ Radio Erena: 19 April 2016

  ወኪል ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ እገዳ ተነቢሩለን ናብ ዘሎ ሶማልን ኤርትራን ዑደት ንምክያድ ዝቐረበ ሓሳብ፣ እቲ ናይ ሶማል ደገፍ ክረክብ እንከሎ፣ እቲ ናይ ኤርትራ ግና ብኣመሪካ ተቐባልነት ከምዘይረኸበ ማዕከን ዜና ኢነር ሲቲ ፐርስ ኣፍሊጡ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ኣስማት ምንጭታቱ ከይጠቕሰ ኣብ ዘቕረቦ ሓበሬታ፣ ባይቶ ጸጥታ ሎሚ ሰሉስ 19 ሚያዝያ ኣብ ዘካየዶ ዕጹው ርክብ፣ ንዝመጽእ […]

UAE likely building a military base at Assab Port By April 18, 2016

      The United Arab Emirates (UAE) appears to be constructing a new port next to Assab International Airport in Eritrea, which could become its first permanent military base in a foreign country. Satellite imagery shows rapid progress has been made since work began sometime after September 2015. A square of coastline measuring about […]

13 እሱራትን ምስ ኣርባዕተ ዋርድያኦም ናብ ሱዳን ከምዘምለጡ ምንጭታት ሓቢሮም። By assenna on April 14, 2016

  ብ 30 መጋቢት 2016፣ ኣብ መንጎ ሃይኮታን ሳዋን ታማራት ኣብ ዝብሃል ከባቢ ኣብ ዝርከብ ሓድሽ መዓስከር ተማሂሉ ዝፍለጥ ቤትማእሰርቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንሕክምና ናብ ስዋ ብኣርባዕተ ሓለዋ ተሰንዮም ዝኸዱ ዝነበሩ 13 እሱራት፣ ምስ ዋርድያታቶም ተሰማሚዖም፣ ብሓባር ተተሓሒዞም ናብ ሱዳን ከምዘምለጡ ምንጭታት ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ብሳላ ‘ቲ ኣብነታዊ ተግባር ሓለውቶምን ምትሕብባር ህዝብን ህይወቶም ዘድሓኑ ዜጋታት […]

ወዱ ንሚኒስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ዝርከቦም ሓያሎ ኣባላት ስድራቤት ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑቕባ ይሓቱ Radio Erena: 18 April 2016

  ወዱ ንሚኒስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ዝርከቦም ሓያሎ ኣባላት ስድራቤት ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑቕባ ምሕታት ይቕጽሉ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ሰበ ስልጣን፣ መራሕቲን ካድራትን ህግደፍ ከምኡ ድማ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ፣ ንህዝቢ ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ሰሚናራት፣ ኤርትራ ብኩለንትናዊ መዳይ ውሕስነታ እትረጋግጽ ዘላ ሃገር’ያ ክብሉ ይስምዑ እኳ እንተለዉ፣ በንጻር […]

Police reported missing brothers from azc

Police are looking for two brothers missing since Saturday in the refugee center in the Limburg Gulpen. It is about eleven Mahteme Mulu Hagos and his elder brother Henok Mulu Hagos. The nationality of the brothers, the police can not say anything and for privacy reasons they will not lose or parents or relatives staying […]