ህቡብ ድምጻዊ ኪሮስ ኣስፋሃ ብዘካየዶ ዑደት ናብ እስራኤል ዓቢ ኣድናቆትን ተስፋን ካብ ህዝቢ እረኤ ኣሎ።

ኣናብስ ደቂ ኤረ ኣጆኩም ፡ኺሮስ ጅግና ወዲ ህዝቢ አንቜዕ ሓጎሰካ ኣብ ማእከል እቲ ውጹዕ ህዝብካ ዄንካ በቲ ርሱን ጊዝያዊን እዋናውን ድምጽካ ዘንጎድጉድ መልእክቲ ሓዘል ዝፍኖ ዘሎ ደርፍታትካ ንከታተሎ ኣለና፣ ንመሓውር ህግደፍ ሕቆ ዝሰብር ስርሒት እነሆ ኣብ ተግባር ተምስኪሩ፡መንእሰይ እስራኤል ሓይሊ ሃገር መን ሙካኑ ውን እቲ ውዕሎኩም ኣመስኪሩ እዩ ስለዚ ቀጽልዎ። ብሰም unitederitreamedia – ከምኡ ውን […]

Facebook page vows to lift the lid on Eritrea’s secret reign of terror

An anonymous whistleblower claims to have new proof of human rights abuses, galvanising opposition online In a bid to upend years of secrecy in the country dubbed “Africa’s North Korea”, a new Facebook page is publishing documents claiming to show how the Eritrean government abuses its citizens. In just two months, SACTISM – Classified Documents […]

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ መበል 25 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ንኽሳተፉ ንመራሕቲ ሃገራት ዓረብ ዕድመ የቕርብ Radio Erena: 29 April 2016

  ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ መበል 25 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ንኽሳተፉ ንሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ዓረብ ዕድመ ከምዘቕረበ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ዜና ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ፕረዚደንት ናብ መራሕቲ ስዑዲ ዓረብ፣ ቐጠር፣ ኢማራት ዓረብ፣ ግብጺ፣ ሱዳንን ካልኦትን ዕድመ ከምዘቕረበ ዘረጋጋጹ እቶም ምንጭታት፣ ካብቶም መራሕቲ ዝተዋህበ መልሲ ግና ዛጊት ከምዘይተፈልጠ ኣይረዲኦም።   መንግስቲ ኤርትራ ምስቲ […]