መራሒ ናይቶም ብኣንሳሩኣላሕ ዝፍለጡ ተቓወምቲ ሑቲ ናይ የመን ሰይድ ዓብዱልማሊክ ኣል ሑቲ፣ ንኤርትራ ኣጠንቒቑ። እቲ መራሒ ብቴሌቪዥን ናይቲ ጉጅለ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ እስራኤል ምስ ስዑዲ ብምትሕብባር ኣንጻሮም ደብዳብ ተካይድ ከምዘላ’ውን ገሊጹ። ንሱ ኣብ መግለጺኡ፣ እስራኤል ንስዑዲ ዓረብ ብምድጋፍ ኣብ እተካየዶ ዘላ መጥቃዕቲ፣ ካብ ከባቢ ወደብ ዓሰብ እናተበገሰት’ያ ብምብላ’ዩ ናብ ኤርትራ ኢዱ ዘወጣውጥ ዘሎ። […]
Author: Administrator
Listhaug warns: Celebration of the regime in their home country can give punishment in Norway
www.nrk.no/norge/listhaug-advarer_-feiring-av-regimet-i-hjemlandet-kan-gi-straff-i-norge-1.12930024
Eritrea In 2016, UNICEF and partners plan for:
Eritrea is characterized by arid and semi-arid conditions. In 2015, the country experienced an even shorter than usual rainfall season,1 as well as the effects of El Niño and pre-existing stressors related to household food and livelihood security. Together, these factors have exacerbated women and children’s vulnerability to food insecurity, leading to high levels […]
ሻምበል ወልደሃይማኖት ተክሎም ሃየለ ብ 1975 ፈቕሪ ሃገሩን ህዝቡ ደሪኽዎ መስ ውፉያት አባላት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ
www.gereger.com/data/media/pIjgUA9JB.pdf
Seminar “Eritrea 25 yrs under PFDJ”
ሓርበኛታት ተጋደልቲ ጀብሃ ናይ 1968 ኢዩ,,, ካብ ገብሪሂወት ኣቡ ዓሸራ
www.gereger.com/data/media/NRek4O7Ua.pdf
The storytellers revealing Eritrea’s dark secrets Telling Eritrea’s untold stories
www.huckmagazine.com/art-and-culture/eritrea/
Eritrea: Von der Befreiung zur Unterdrückung Little is known about the current Eritrea.
2015 Book Edited by Katja Dorothea Buck and Prof. Mirjam van Reisen Language: German Published by EMW – Evangelisches Missionswerk in Deutschland e.V. ISSN: 1430-6530 (Translated from German) When the country gained its independence in 1993, the hopes were high that the country would gain a better and peaceful future for all, after the 30-year liberation […]
1 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ Radio Erena: 02 May 2016
1 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ትማሊ ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ ውዒሉ። ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ኣብ ከም በዓል ኤርትራ፣ ኩባን ሰሜን ኮርያ ዝኣመሰላ ሃገራት ብሰልፍን ካልእ ንጥፈታትን ዝዝከር ደኣ ይኹን’ምበር፣ እዘን ሃገራት እተን ቀንዲ መሰል ሰራሕተኛታት ዘይክበረለን ሃገራት ምዃነን ጸብጻብ ትካላት ሰብኣዊ መሰላት የመልክት። ኣብ ኤርትራ መሰል ሰራሕተኛታት ኣይክበርን ጥራይ ዘይኮነ፣ ከም መልዕሎ ወይ ጥሮታን […]
ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ስራሕ ዝተባረሩ ኣስታት 50 ሽሕ ሰራሕተኛታት ኣብ ዘካየድዎ ተቓውሞ ሓይሎ ኣውቶቡሳት ኣቓጺሎም Radio Erena: 02 May 2016
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብዘይ መሰል ካብ ስራሕ ዝተባረሩን ንሽዱሽተ ወርሒ ደሞዞም ዘይተኸፍሉ ኣሳትት 50 ሽሕ ሰራሕተኛታት ኣብ ዘካየድዎ ተቓውሞ፣ ሓያሎ ኣውቶቡሳት ከምዘቓጸሉ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቶም መብዛሕቶም ሰራሕተኛታት ናይቲ ብ ትካል ቢንላደን ዝፍለጥ ኩባንያ፣ ብዘይዝኾነ መሰል ካብ ስራሕ ድሕሪ ምብራሮም ነናብ ዓዶም ክፋነዉ ምዃኖም ድሕሪ ምግላጹ’ዮም ነቲ ተቓውሞ ኣብ ድሮ ኣህጉራዊ መዓልቲ […]