According to credible assenna.com sources from Eritrea & both sides of the border, heavy fighting took place between Eritrean and Ethiopian armies, a few kilometres away from Tserona town, central Eritrea towards the Eritrean-Ethiopian border. The fighting which started today June 12, at down, involved heavy weapons and the shelling was landing beyond the […]
Author: Administrator
Eritrean Suspect Extradited To Italy Denies Being Top Migrant Smuggler
www.npr.org/2016/06/11/481666976/eritrean-suspect-extradited-to-italy-denies-being-top-migrant-smuggler
ሐበሬታ ሰዓታት ምብጋስ ጉዕዞ ደለይቲ ፍትሒ ናብ ጀኔቫ ካብ ሀገረ ሆላንድ።
ኣይተ ኢዮብ ገረህላሴ ስምካ ለዊጥካ ትሕሱ፡ መን ንክህሰ፥ ካብ መንከ ተሸለምካ ውዳሰ ሓታቲተ መልእኽቲ ወደባት ኤርትራ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) ሚላኖ 11.06.2016
ክቡራትን ክቡራንን እዚ፡ ኣብ ትሕቲ‘ዛ ጽሕፍተይ ለጢፈዮ ዘሎኹ ስእሉን ብፍርዲ ሃገር እንግሊዝ ዝተገልጸ ባሕርያቱን፡ ደፋር ኣንጭዋስ ኣብ ርሱን መጎጎ ትስዕስዕ ከም ዝበሃል፡ ብልሙድ ቀጠፍጠፍ ተለልዩ ዝተቐየደ እዩ። ከም‘ቲ ኣብ ልምዲ ኣያታትና ኣቦታትና፡ በዓል ክፉእ፡ ሰብ ንከየለልዮ ሃጽ ኢሉ ዶብ ሰጊሩ ይጠፍእ ዝብልዎ፡ እዚ ሰብ‘ዚ ኸኣ ኣብ‘ቲ ብስም ኤርትራዊ ከምኡ‘ውን ዉጹዕ ኢሉ ዑቕባነት ዝተለገሰሉ፡ ኣብ […]
UN Commission of Inquiry on Eritrea Press Statement John Kirby Washington, DC June 10, 2016
The United States takes note of the recently issued report by the UN Commission of Inquiry (COI) on Eritrea, in particular its conclusion that there are reasonable grounds to believe that crimes against humanity have been committed in Eritrea. We have repeatedly expressed grave concern about the human rights situation in Eritrea, and that concern […]
መልሲ ን ክልተ ተዃ ሉ ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን..ሰነ 11፡ 2016
www.gereger.com/data/media/wlTDV0unx.pdf
Presidential adviser Yemane Gebreab of Eritrea presents his response to a report by the U.N. Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea, in Geneva on June 8. (Salvatore Di Nolfi/Keystone via Associated Press)
WHEN PEOPLE risk their lives to evade armed border guards or pack rickety boats at sea, you can be sure the conditions they are fleeing are frightful. This is as true for the persecuted Rohingya Muslims of Burma who set sail on packed vessels in the Andaman Sea as for the escapees who […]
መኣዲ ትምህርታዊ ወግዒ ኣመጻጽኣ „ኮምብሽታቶ“ ኣትብል ስም By Negusse Haile (መንስዓይ)
ክቡራን ኣሕዋትን ኣሓትን ተኽታተልቲ ጽሑፋተይ ፣ ደሃይዶ ኣጥፊኤ? ከምቲ ሓውና ተስፋይ ባይረ ሓደ ጊዜ ዝበሎ ፣ ኮምፒዩተረይ „ዒጭ ሓንፈፍኩ !“ ስለ ዝበለት ደኣ ተደናጒየ እምበር ምሳኻትኩም ከዋግዓሉ ኣዳሊየዮ ዘሎኹ ኣብቲ ገና ዘይተሰማማዕናሉ ዘሎና ጒዳይ ፖሊቲካ ዘይኮነስ፣ ኣብቲ ንነፍስወከፍ ኤርትራዊ ብማዕርነት ዘገድስ ጒዳይ መኣረምታ ልምዳዊ ኣበሃህላታት እተመርኰሰ ዛዕባታትስ ብዙሕ ኢዩ። ሓንቲ ካብኡ ንኣብነት እዛ ሎሚ ዘቕርበልኩም […]
ብኽልተ ማሓዙት ውድባትዝቀረብ መግለጺ ! ግንባር ሃገራዊ ድሕነትኤርትራ – ሕድሪን- ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገርን::
እዚ ጠለብ ህዝብን ጠለብ መሰረታትን ናይ ክልቲኡ ውድባት ጠለብ :መሪሕነታት‘ውን ስለ ዝኾነ : ንኻላኣይ ግዚኡ ጂ‘ውን ከምቲ ዝሓለፊ ምስ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ኤርትራዊ : ብፍላይ ከኣ እተን ጥቡቅ ዝምድና ዘለወን (6) ውድባትን: ልፍንታዊ ግንባር (4) ውድባትን ተዋሃሂዱ ንምቅላስ ክሳብ ክንደይ ጻዕሪ ይሓትት ከምዝኾነ ትዝንግዕዎ ኣይንብልን:: ሰለ ዝኾነ ደማ ኣብዚ ሎሚ ተኣኪብና ዘሎና ኩሉ ዳላይ ፍትሒ […]
ሰፊሕ በዓል ኤርትራ – ፈስቲቫል ካስል 2016 ብ ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኤርትራ ብሓባር ዝዳሎ ፈስቲቫል – ካብ 16 – 18 /09/2016
www.gereger.com/data/media/6YP7PKa6R.pdf