ኣብ ክፍለ-ሰራዊት 49 ዝጀመረ ሕቶ ደሞወዝ ብናህርን ወጥርን ናብ ካልኦት ኣሃዱታት ይልሕም፡ ህግደፍ ንልዕሊ 17 ዓመት ዝዕድሜኦም መንእሰያት ካብ ማኣዲ ትምህርቲ ናብ ማኣዲ ባርነት የሰልፍ። ቅጥዒ ዘለዎ ምዕሩይ ምሕደራ ክኽተል ዓቕምን ብቕዓትን ዘይብሉ ስርዓት ህግደፍ፡ ብሰንኪ ዝኽተሎ ተሓታትነት ዘይብሉን ሓላፍ-ዘላፍ ኣካይዳን፡ ብኹሉ መሓውራቱ ተዳኺሙ’ኳ እንተሃለወ፡ ነቲ ዘለዎ ዓቕሚ ሚዛናዊ ኣሰራርሓ ኣይኽተልን፡ በዚ መሰረት ኣብ’ዘን […]
Author: Administrator
ዕላላተይ ምስ ስዉእ መልኣከ ተኽለ። ብሰመረ ፍስሃየ (ፈረንሳ)
http://gereger.com/data/media/0c13MQEki.pdf
ግሃድኤ-ሕድሪ ዞባ እስራኤል ሰሚናር ኣካይዱ፡ Posted: 8:27 pm, October 16, 2016 by ENSF-HIDRI
http://hidri.net/wp-content/uploads/2016/10
16 year old Eritrean overwhelmed, “a victim of the borders”
ዘሕዝን ዘና ጽንዐት ንሙላኣት ስድራቤት ወዲ 16 ዓመት ኤርትራዊ ኣብ ፍራንስ ጽርግያ ክሰግር ከሎ ብሓደጋ መኪና ሞይቱ አቲ ናይ ቀብሪ ስነስርዓ ውን ብወግዒ ተክቢሩ ውዒሉ ሓምሳ ዝኮኑ ኤርትራውያን ውን ተሳቲፎሞ። “Milet is also a victim of our borders, so much legal as unjust when they are beaten in the face to the people and especially […]
Canadian firm faces new forced labour claims over Eritrean mine
ኪዳነን ኣማንን ከልቲኦም ንመጃመርታ ጊዝየ ናይ ቢሻ ግፍዒ ብጠበቓ ኣቢሎም ዘሕለፍዎ ባርነት ገሊጾም። www.theguardian.com/global-development/2016/oct/14/canadian-firm-nevsun-resources-new-forced-labour-claims-eritrea-bisha-mine
Subcommittee Hearing: Eritrea: A Neglected Regional Threat (EventID=105311) Published on Sep 14, 2016 Follow @HouseForeign
Please watch and help sign the petition… ክቡራት ኤርትራውያን ዮሃና! Congratulation to all
Eritrea: Immediately and unconditionally release prisoners of conscience 21 June 2016, 19:05 UTC
The Eritrean foreign minister’s confirmation that all politicians and journalists arbitrarily arrested in 2001 are alive is welcome news but they must now be immediately and unconditionally released, said Amnesty International. In a Radio France Internationale (RFI) interview broadcast on 20 June, Foreign Minister Osman Saleh referred to the detainees as political prisoners […]
Eritrean Diaspora Community petitions Crime Against Humanity by the government of Eritrea.
www.change.org/p/ban-ki-moon-secretary-general-of-the-united-nations-eritrean-diaspora-community-petitions-crime-against-humanity-by-the-government-of-eritrea
ክቡራት ኤርትራውያን ዮሃና! Congratulation to all
ንዳርጋ ሓደ ወርሒ ድሕሪ ምጉስጓስን ምምጓትን፡ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ሳልሳይ ኮሚቴ፡ ባይቶ ሰብኣዊ መስላት ኣብ ኒውዮርክ፡ ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ከምቲ ተሓሲቡ ዝነበረ ንዕለት 27 ጥቅምቲ 2016 ንክቀርብ ሎሚ፡ ዕለት 14 ጥቅምቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ብሙሉእ ድምጺ ወሲኑ ኣሎ። እቲ ሓድሽ ውሳነ’ውን ኣብቲ ፕሮግራም ክኣትው ክምዝኾነ ውሳነ ተመሓላሊፍ’ሎ። ብስርዓት መንግስቲ ኤርትራ ምስ ፈተውቶም ክም ብዓል […]
ክፍሊ ኢምግሬሽን ሆላንድ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ተርጎምቲ ካብ ስራሕ ሰጕጉ Print Email Radio Erena: 12 October 2016
ክፍሊ ኢምግሬሽን ሆላንድ፣ ምስ ኤምባሲ ኤርትራ ጥቡቕ ምትእስሳር ጸኒሕዎም ንዝበሎም ሰለስተ ኤርትራውያን ተርጎምቲ ካብ ስራሕ ሰጕጉ። ካልኦት ኣርባዕተ ኤርትራውያን ‘ውን ብካልእ ምኽንያታት ካብ ስራሕ ከባርር ምዃኑ ማዕከን ዜና ኤንኣርሲ ኣብ ዘቕረቦ ሓበሬታ ገሊጹ ኣሎ። ሚኒስተር ድሕነትን ፍትሕን ሆላንድ ክላስ ዲየኮቭ፣ ብዛዕባ’ቲ ናይ ኤርትራውያን ተርጎምቲ ኩነታት ብዝምልከት ብሰኑይ 10 ጥቅምቲ ናብ ታሕተዋት ባይታ እታ ሃገር […]