መምርሒ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ ክፍሊ ሓለዋን ጸጥታን

 

nydemooct272016a

ነቲ ንዕለት 27 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ƒብ …ተማ ኒው ዮርŒ …ነÃይዶ መዲብና ዘሎና ሰላማዊ ሰልፊ …ም ስሙ፡ ብሰላማውን ሕጋውን መገዲ Œንፍጽሞ ይግባእ። ብፍላይ …ƒ ምምሕዳር …ተማ ኒው ዮርŒ Œፍሊ ፖሊስን (NYPD) …ምኡíውን Œፍሊ መናፈሻን (NYC Parks Department) ናይ ሰላማዊ ፍቓድ ŒህÅና …ሎ Œንፍጽሞን Œንፍጽሞ ዘይግባƒናን ተግባራት ƒብቲ ዝተዋህÅና ፍቓድ (Permit) ተዘርዚሩíሎ። ብወገና …ƒ መታን ኩሉ ተሳታፊ ንŒፈልጦን ሕጊ ƒŒቢሩ ንŒሳተፍን፧ሓጋዚ ኢልና ዝሓስብናዮ መምርሒ ምውጻእ ግቡእ œይኑ ረኺብናዮ። ነዘን ƒብ ታሕቲ ተጠቒሰን ዘለዋ ነጥብታት ƒብ ግብሪ ናይ ምውዓል ግቡእ ናይ ኩላትና ም‰ኑ እውን ነተሓሳስÅኩም።

 

1. ዝœነ ይኩን ወልቐ ሰብ ወይ ጉጅለ፡ ƒብቲ ሰላማዊ ሰለፊ እነÃይደሉ ቦታ ዝœነ ይኩን ነገር Œሸይጥ ƒይŒእልን።

2. ባንዴራ ምቅጻል ይኩን ሓዊ ምውላዕን ዝœነ ነገር ምንዳድን ƒይፍድን

3. ሽጋራ ምትÃŒን ƒልœላዊ መስተን ƒይፍቀድን

4. ሓደጋ …Ÿትል ዝŒእል፧ …ም Åትሪ Åሊሕ ነገር ሓጺን ወይí ውን መሳርያን ሒዝà ናብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ምእታው ƒይፍቀድን

5. ንናዕቢ፧ ንባእሲ፧ ንዕግርግርን፧ ዝዕድምን ዘላዓዕልን ዝœነ ይኩን ጽሑፋት ምዝርጋሕ Ãልእ ተግባራትን ፍቑድ ƒይœነን

6. ንተሳተፍቲ ሰላማዊ ሰልፊ ዘፈራርሕን ስግƒት ዝፈጥርን ዝœነ ይኩን ተግባራት ንዝፍጽም ሰብ ወይ ጉጅለ፧ ብŒፍሊ ጸጥታ ስጉምቲ ይወስደሉ ንŒፍሊ ፖለስ እውን …ምንሕብርን ብƒግኡ ነገንዝብ

7. ንሓÅሬታን መምርሕን ƒሰናዳኢት ሽማግለን Œፍሊ ጸጥታን ዘይቅÅል ብኢደ ወነኑ ዘይሕጋውን ዘይፍቐድን ተግባራት ንዝፍጽም፧ ƒኽÅርቲ ጸጥታ ወይíውን Œፍሊ ፖሊስ (NYPD) ስጉምቲ ናይ ምውሳድ ሓላፍነት ይህልዎም

8. ተሳተፍቲ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ብዘይà ብœሚቴ ተሓቲሞም ዝቀረቡ ታቤላታት Ãልእ ታቤላ ምሓዝ ƒይፍቐድን (ብፍላይ ንውድባትን ማሕÅራትን ዘናሹን ዝዝልፍን) ብƒኽÅርቲ ጸጥታ ስጉምቲ ይውሰድ።

9. ሰላማዊ ሰልፊ ምስ ፈጸምና ነቲ ነቲ ፓርŒ ናይ ምጽራይ ሓላፍነትና …ምዝœነ ንƒሰናዳእቲ ŒትትሓባÅርዎም ንላቦ።

10. ኩሉ ሒዝኩሞ ዝወዓልኩም ታቤላታት ንƒኽÅርቲ ጸጥታ (ፉሉይ ጃÕት ንዘተ…ደኑ …ተረŒብዎም ንላቦ

11. Ãልእ ƒብ ላዕሊ ዘይተጠቅሱ ግን …ƒ ብƒኽÅርቲ ጸጥታ ቅቡል œይኖም ዘይተረŒቡ ነገራት ምስ ዝፍጸሙ፡ብƒኽÅርቲ ጸጥታን Œፍሊ ፖሊስ ኒው ዮርŒ ስጉምቲ ናይ መውሳድ ሓላፍነት ይህልዎም።

ራህዋን ፍትሕን ንህዝብናን ሃገርናን!

ውድቀትን ስዕረትን ንዲŒታተራዊ ጉጁለ ህግደፍ!

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *