Swiss court tightens asylum criteria for Eritreans AFP AFPFebruary 2, 2017

Geneva (AFP) – A Swiss court has slammed shut the Alpine country’s open-door policy toward Eritreans which had automatically granted them refugee status. In announcing its decision Thursday, the court said the lax policy was unjustified. It had also been criticised by several Swiss politicians who claimed it was being abused. To qualify as a […]

ብፖለቲካዊ ንቕሓት ዘይተደገፈ ምንቅስቓሳት ንለውጢ ኣድማዒ ውጽኢት ከምጽእ ኣይክእልን..ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ፡ 01-02-2017

ብፖለቲካዊ ንቕሓት ዘይተደገፈ ምንቅስቓሳት ንለውጢ  ኣድማዒ ውጽኢት ከምጽእ ኣይክእልን። ብኣፍልጦ ብዕግበት ዝኣተኻዮ ዝኾነ ይኹን ስራሕ፡ ኣብ ጉዕዞ ዘጋጥመካ ብደሆታት ብጽንዓት ሰጊርካ ኣብ’ቲ ዝድለ ሸቶ ከተብጸሖ ሞራላዊ ሓይሊ’ዩ ዝኾነካ። ብኣንጻሩ ኣብ’ቲ ጉዳይ ዕሙቕ ዝበለ ኣፍልጦ ከይሓዝካ ብተራ ድሌት ወይ ይገብሩ ስለ ዘለው ኣነ’ውን ክገብር ብስምዒት ተደፊእካ ምስ ኣትኣትዎ ግን፡ ኣብ’ቲ ዝተደልየ ግዜን ብከም’ቲ ዝተደልየ ኣድማዒ ውጽኢት […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ዜና

  ዳግመ ውደባ ኣባላት፡ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ጨንፈር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ዝነብሩ ኣባላት ውድብና ብዕለት ጥሪ 29-2017 ሓባራዊ ኣኼባ ብምክያድ ዳግመ ውደባ ከምዘካየዱ ተሓቢሩ፡፡ እቲ ኣኼባ ብሓላፊ ቤት ጽሕፈት ህዝባዊ ውደባን ወጻኢ ዝምድናታትን ተማእኪሉ ከምዝተካየደ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ጸብጻብ ሓቢሩ፡፡ እቲ ጸብጻብ ወሲኹ ከምዝሓበሮ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ህዝባዊ ውደባን […]

PUBLIC ANNOUNCEMENT in Seattle Washington.

Party Night on 28-01-2017 ንኩልም ፈተውቲ ባህልን ሙዚቃን ወጋሕ ትበል ለይቲ ህዝብናን ፈተውትናን ንእስመላሽ ሃይለ ብናይ ባህሊ ኣስተዋጽኦኡ ብሓጎስ የብዕሉ ኣሎዉ ሓጎስን ባህልን ህዝብ ብሙዚቃ ትርግታ ህዝቢ ዘንቀሳቅስ ኣስመላሽ ንምሽላም ንዕድመኩም ቦታ Eeitrean Community 2402 East Spruce ,St, Seattle Washington

ደሓን ኩን ብጻይና ሻምበል ባሻ !

USA BRANCH ደሓን ኩን ብጻይና ሻምበል ባሻ !  ሻምበል ባሻ ገብረሚካኤል፣ ብሰንኪ ዝሓደሮ ሕማም ንሓያሎይ ግዚያት ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽንሑ፣ ብ 17 ጥሪ, 2017 ካብዛ ዓለም ክፍለየና ከሎ፣ ኣመራርሓን ኣባላትን ውድብ ደግሓኤ ዞባ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝተሰምዓና ሓዘን ወሰን የብሉን። ሻምበል ባሻ ገብረሚካኤል ቅድሚ ብ1975 ኣብ ተሓኤ ምስላፉ፣ ኣባል ናይ ኤርትራ ፊልድ ፎርስ ፖሊስ […]

Italy may require asylum seekers to do community service By Anna Momigliano January 25 at 6:00 AM

  MILAN — Last year, 181,000 migrants reached Italy by sea, crossing the Mediterranean at the risk of their lives. More are expected to come this year. But Italy, with its sluggish economy, is struggling to host those migrants, especially asylum seekers who are guaranteed six months of free housing and meals under Italian law. Interior […]