ንኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዘሻቐለ ተቓውሞ ብዙሓት ሰባት ተቐቲሎምን ተኣሲሮምን

https://www.bbc.com/tigrinya/articles/cx2l5p705klo ሎሚመዓልቲ ኣብ ሰልፍታት ተቓውሞ ኬንያ፡ ፖሊስ ብዝተኰሶ ጥይት ብዙሓት ሰባት ከም ዝሞቱን ከም ዝተጐድኡን ተገሊፁ። ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኬንያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ 17 ግዝኣታት እታ ሃገር፡ ናይ 10 ሰባት ሞት፣ 29 ሙጉዳእቲ፣ ክልተ መጭወይቲን 37 ማእሰርቲን ከም ዝሰነደ ኣፍሊጡ ኣሎ። ዓበይቲ ፅርግያታትን መእታዊ ነቑጣታትን ብፖሊስ ከም ዝተዓፀዉ ዝሓበረ እቲ ኮሚሽን፡ እዚ ክርደና ብፍላይ ኣብ […]

Sudan’s RSF accused of targeting Zaghawa in ‘ethnic cleansing’ campaign, MSF says RSF السودان المتهم بتهمة استهداف زاغاوا في حملة “التطهير العرقي” ، كما يقول منظمة أطباء بلا حدود

https://sudantribune.com/article302547/ uly 4, 2025 (GENEVA) – Sudan’s Rapid Support Forces (RSF) are carrying out a campaign of “mass atrocities” in North Darfur, systematically targeting the Zaghawa ethnic group for killings and persecution in what survivors fear is a prelude to “ethnic cleansing and genocide,” Médecins Sans Frontières (MSF) said in a report on Friday. እቲ […]

ዜና፡ ሚኒስተር ኣቢይ ንመራሕቲ ሃይማኖት፡ ኣብ ቲግሬይ ኲናት ንኸይፍጠር ‘ክዋሳእ’ ‘ግጭት ምስ ተጀመረ ዋጋ ዘይብሉ”

ኣዲስ ኣቤባ – ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ንኹሎም ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝርከቡ መራሕቲ ሃይማኖት ኣብ ቲግሬይ ንዝፍጠር ግጭት ንኸይውስኽ ብቕልጡፍ ጣልቃ ንኽኣትዉ ጻውዒት ኣውጺኡ፣ ድሕሪ ምፍራስ ኲናት ንምባል ዝግበር ዝኾነ ይኹን ጻዕሪ ከንቱ ከም ዝኸውን ኣጠንቂቑ። ኣብ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ወከልቲ ባይቶ ህዝብታት ዝዛረብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ፡ ኣብቲ ብኲናት ዝተሃስየ ወጥሪ፡ “ካልእ ስራሕ […]

ኤርትራውያንን ተጋሩን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይእሰሩ ኣለዉ – ተሓለቕቲ መሰላትን ናይ ዓይኒ መሰኻኽርን يتم إلقاء القبض على الإريتريين وتيجرايان في أديس أبابا – نشطاء الحقوق وشاهد عيان

https://www.bbc.com/tigrinya/articles/c0l445gewwlo ኣብ ኣዲስ ኣበባ “መንነት መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ” ይፍጸም ከምዘሎ ካብ ቀይዲ ዝተፈትሑን ስድራ እሱራትን ገሊጾም። ሰባት “ናብ ቤት ፍርዲ ከይቀረቡ ንመዓልታት ይእሰሩ” ከምዘለዉ እውን ሓቢሮም። ቀዳምነት ንሰብኣዊ መሰላት ብዝብል ዝጽዋዕ ጉጅለ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ብወገኑ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ብውሑዱ ኣብ ሽዱሽተ ክፍለ ከተማታት” ተወለድቲ ትግራይ “ብዘይፍቓድ ተኣሲሮም” ከምዘለዉ ኣፍሊጡ። ካብ ተወለድቲ ትግራይ ብተወሳኺ ኤርትራውያን […]

ብንጹር ስነ-ሓሳብ፡ ዓሚቕ ገምጋም ስራሕ፡ ዘይምራሕን ዘይግራሕንፖለቲካዊ ምትእኽኻብ ውጽኢቱ ደምበርበር ክኸውን ግድን’ዩ

ብሓቂ ካብ ህዝባዊ ወጽዓ ተወሊዱ፡ ኩለንተናዊ ህዝባዊ ልኡላውነት ከረጋግጽ ወጢኑ ዝብገስ ፖለቲካዊ ውድብ፡ ናይ ግድንከማልኦ ዘለዎ ናይ ርሑቕ ርሕቀትን ቀረባ ርሕቀትን (ስትራተጂን ስልትን) ዕለማታቱ ብዘርኢ ዝተሰነደ ኣንፈት ክምራሕ ኣለዎ።ሕቶ ተማላላኢ ዓቕሚ ዘለዎ ቀላሲ መሪሕነት፡ ሕጋዊት ትካላዊ ኣሰራርሓን ንምምላስ ካብ ቀዳምነት ቀዳምነታት ክሰርዕኣለዎ። ቅድሚ ናይ ካልኦት ጉድለታት ምርኣዩ ውሽጡ ክፍትሽ ክግምግም ከመዓራሪ፡ ፖለቲካዊ ንቕሓት ኣባላቱ ንምብራኽክረባረብይግባእ።ፖሊሲታቱ […]

News: Eritrean leaders orchestrated industrial-scale looting operations in Tigray, alongside atrocities: new report

https://addisstandard.com/eritrean-leaders-orchestrated-industrial-scale-looting-operations-in-tigray-alongside-atrocities-new-report/ ኣዲስ ኣቤባ – ሓደ ሓድሽ ዝተዘርግሐ ጸብጻብ፡ መራሕቲ ኤርትራ ንውግእ ኣብ ኢትዮጵያ ንውግእ ብንጥፈት ከም ዝተወጠኑን ዝተዳለዉን ኣብ ዞባ ቲግራይነት ኢትዮጵያ ብንጥፈት ከም ዝተወጠኑን ዝተዳለዉን ዝሕብር ዝርዝር መርትዖታት የቕርብ። እቲ ጸብጻብ፡ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራውያን (EDF) ኣብ ዞባ ቲግሬይ ኣብ እዋን ኲናትን ድሕሪን ኲናት፡ ኣብ ስርሒታት ምዝማት ኢንዱስትሪ ኣብ ኢንዱስትርያዊ ደረጃ ከምዝተዋፈሩን፡ ኣብ ዞባ ቲግራይን […]

ጽምዶ ደግያት ባህታ ሓጎስ ኣንጻር መግዛእቲ ኢጣልያ

https://www.bbc.com/tigrinya/articles/cpwq711l8wlo 29 ሰነ 2025 ከም መእተዊ፡ ‘ደግያት ባህታ ሓጎስ ብታሕሳስ 1894 ንሓይሊ ጣልያን ብጅግንነት ብምድፋር ናዕቢ ዝፈጠሩ ኤርትራዊ ተቓዋሚ ነበሩ’ ኢልና ምስ ኣንባቢ ከነፋልጦም ንኽእል። ታሪኽ ባህታ ሓጎስ ካበይ እንተ ጀመርናዮ ይሓይሽ? ኢጣልያውያን ንባጽዕ ድሕሪ ምሓዞም፡ ንመላእ ኤርትራ ግዝኣቶም ንኽገብሩ ተበገሱ። እዚ ምስቲ ናይ ብ1884–1885 ኣብ በርሊን ዝተኻየደ ዋዕላ ኤውሮጳውያን – እዚ ማለት ምስቲ ሽዑ […]

Breakin news ኣብ ምዕራብ ጎንደር ብውሕዱ 16 መራሕቲ መካይን ኣብ ሓደ መዓልቲ ተቐቲሎም

https://www.bbc.com/tigrinya/articles/cx208zrl0k2o ክልል ኣምሓራ፡ ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት፡ ብጐንፂ ዕጡቓት ፋኖን ሓይልታት ፀጥታን ዝሕመስ ዘሎ ክልል ኰይኑ፡ ነበርቲ ወፊሮም ብሰላም ዘይኣትዉሉ ኩነታት ተፈጢሩ ኣሎ። ነዚ ስዒቡ ድማ፡ ኣብቲ ክልል ዘይሕጋዊ መቕተልቲ፣ ማእሰርተን መጭወይትን ብሰፊሑ ከምዝፍፀም ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ይገልፁ። ኣብዚ ሰሙን፡ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 16 መራሕቲ መካይን ክቕተሉ እንከለዉ ቁፅሮም ዘይተፈልጠ ድማ ከምዝተጨውዩ ምምሕዳር […]

ኤርትራ፡ ‘ኢትዮጵያ ኲናት ንምውላዕ ትደሊ ኣላ’ ክትብል ከሲሳ

https://www.bbc.com/tigrinya/articles/c4gk0gdz11xo ኢትዮጵያ “ኲናት ንምውላዕ” መመኽነይታ ትደሊ ኣላ ክትብል ኤርትራ ከሲሳ። ምኒስትሪ ዜና ሓሙስ ምሸት፡ “ኢትዮጵያ፡ ኲናት ንምውላዕን ርትዓዊ ንምምሳሉን ሰበብ ሃሰው ትብል፡” ብዝብል ዘውጽኦ መግለጺ፡ እቲ ኣብ መንጎ እዘን ሃገራት ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ፡ “ስርዓት ኢትዮጵያ ልኡላዊ መሬትን ባሕራዊ ግዝኣትን ጐረቤት ሃገሩ ንምጕባጥ ካብ ዘለዎ ዘይሕጋውን እዉጅን ጥሙሕ ዝመንጨወ’ዩ፡” ይብል። ኢትዮጵያ ብዛዕባ’ዚ መግለጺ ዝሃበቶ ግብረመልሲ ዛጊት […]