ክቡራትን፡ ክቡራንን ኤረትራውያን ተቐማጦ ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን። እዚ ኣብ ኤርትራ ሃገርና ብተባዓት መንእሰያትና ተላዒሉ፡ ጌና’ውን ዝቕጽል ዘሎ ፡ ፖለቲካዊ ማዕበል፡ ቀንዲ መበገሲኡ፡ ብምኽንያት ብዛዕባ’ቲ ኣብ ልዕሊ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብህግደፍ ዝወርድ ዘሎ ሕሱም ጭካኔ ዝመልኦ ጭቆናን፡ ማእሰርትን፡ መቕዘፍቲን፡ ጥሜትን፡ መወዳእታ ዘይብሉ ባርነትን፡ ኮይኑ፡ እቶም ጅግና 93 ዓመት ዝዕድሜኦም፡ ተባዕን ፡ ኣተባባዒን ኣቦና ፡ ሓጂ ሙሳ […]
Author: Administrator
መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሳን ፍራንሲስኮ (A call for a Demonstration in Support of our Compatriots in Asmara)
መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ ነቲ ኣብ ኣስመራ ተገበረ ሰላማዊ ሰልፊ ደገፍና ዝገልጽ ካሊፎርነያ ብምልእታ ኣብ በይ ኤርያ እንርከብ ኤርትራዊ ሃገራዊ ማዕበል ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንሰኑይ Nov 13 /2017 ኣብ ሳን ፍራንሲስኮ ስዓት 10 AM ጀሚርና ክሳብ ስዓት 1:00 PM ክግበር ስለ ዝኾነ ኩሉ ብህዝቡን ሓገሩን ዝግደስ ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ክትርከቡ ብኽብሪ ንጽውዕ ። ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ […]
https://www.youtube.com/watch?v=SAppsRuxgOg
AKRIYA 2017 Demonstration Against HGDF (ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ቶሮንቶ ኣንጻር ህግደፍ)
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI መግለጺ ብዛዕባ ህሉው ኲነታት ኤርትራ
ቅድሚ ምልኪ ጭፍራ ህግደፍ ኣብ ዝባን ህዝቢ ኤርትራ ምውጥሑ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢኤርትራ ዝወረድ ዝነበረን ዘሕለፎን ጸገማትምግላጽ ንካልእ ግዜ ገዲፍና፣ እዚ ካብ መዓንጣ ህዝቢ ኤርትራ ዝወጽአ ገባቲ ስርዓት ጭፍራ ህግደፍ ብኢደ-ወነንኡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ተወጢሑ ዛጊት ካብ ርብዒ ክፍለ-ዘመን ንላዕሊ ዝኣክልንኽትገልጾ ኣስካሕካሒ ዝዀነ በደላት ክፍጽም ጸኒሑን ይፍጽምንኣሎ። ስነ-ስርዓት ይኹን ኣገባብ ከምኡ’ውን ንህዝቢ ሕጊ ከይሃበ ቃሕ ብዝበሎ […]
kria 2017 Demonstration in Support of our Heroes in Asmara and Across Eritrea.
WASHINGTON, DC Friday Nov 30, 2017 @2PM 1708 New Hampshire Ave NW, Washington, DC 200009 jeberti.com
Israel to African refugees: You’re not welcome here (ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል ኣብ ሕማቅ ኩነታት ኣለዉ።)
TEL AVIV, Israel — In a dusty detention center in Israel’s Negev desert, Tomas Yomani, an asylum seeker from Eritrea in East Africa, has been biding his time for nine months while under the watch of Israeli guards. Yomani, 30, can’t work because the nearest city is hours away. And if he misses roll call taken three times a […]
Arrests follow protests in Eritrea’s capital
www.bbc.co.uk/programmes/p05lqm7f
ኣኽርያ ኣብ ሓለዋ ወተሃዳራት ምህላዋ ተገሊጹ ቅድሚ 8 ሰዓታት
www.bbc.com/tigrinya/news-41833177
28 killed in rare protests in Eritrea, opposition group says AFP.
ADDIS ABABA, Ethiopia (AP) — At least 28 people have been killed in rare protests in the capital of Eritrea, one of the world’s most reclusive nations, an official with the largest Eritrean opposition group said Wednesday. Another more than 100 people were injured in the protests in Asmara that began on Monday and escalated […]