ኤርትራውያን ኣፍሪቃውያን እዚ ኩሉ ሽግርን ሞትን እናረኣኹም ንልብያ ትሩፕሊ መንግዲ ኣማራጺ ኣይኮነን።ኩሉ ብህዝቡ ዝግደስ ነዚ ህሞት መግዲ ኣሰቃቅን ሐደገኛ ሙኻኑ ምንጋር ናትና ሐላፍነት ኢኹን።ሊብያ ንባዕሎም ኣብ ሽግር ኣለው መብዛሕተኦም ዳዒሽ ተሐቢኦምላ ዘለዉን ከሙውን ካብ በዓል ሶርያ ሃዲሞም ምዕቆቢት ገሮማ ዘለዉ ሃገር ኢያ።ስለዚ ህዝቢ ኣፍሪቃ ኩልኻ ኣብ ዘለኻዮ ዓቅሊ ግበር መጻወቲ ዳዓሽ ከይትኸውን።እዝንኻ ኣጻብዕትኻ በብሐድ እናቆረጹ ብስቅያት ሞት ኣትምረጽ።ሞትብ ሞቱ ኣብ ሃገርካ ሞት ምረጽ።

https://www.usnews.com/news/world/articles/2017-11-25/at-least-25-dead-after-migrant-boat-sinks-off-libya