ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ልኡኽ ክትሰድድ ምዃና ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሓቢሩ

ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኤርትራ ሃናጺ ዝርርብ ንምክያድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ክትሰድድ ምዃና ሓቢሩ። ንሱ ረቡዕ ንጉሆ ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ናይ ህዝቢ ኢትዮጵያ ድሌት ንስኒት ምስ ኤርትራ ሓድሽ ነገር ከም ዘይኮነ ድሕሪ ምሕባር፤ ነዚ ህዝባዊ ሕርያ “ንልዕሊ ክልተ ወለዶታት ዝደኸምናሉ ዕላማ ስለ ዝኾነ ብንጥፈት እንጸምደሉ ቀዳምነት ኢዩ” ኢሉ። “ስለዚ ከኣ ወጻኢ […]

Jonathan Isaac’s Funeral Fund

  መርድእ መግለጺ ሐዠን ዮናታን ኢሳቕ ብዘጋጠሞ ድንገት ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽንሑ 06/15/2018 ኣብ ሆስፒታል ኣብ ዕሸል ዕድሚኡ ካብዝ ዓለም ብሞት ተፈልዩና።መንግስተሰማይ የዋርሶ ንስድራቤቱን ቤተሰቡን እግዝ ኣብሄር ጽንዓት ይሀቦም እናበልና ነዚ ወሪዱዎም ዘሎ ሐዘን ተካፈልቲ ሙካና ንገልጽ። እምበርከስ ኣብዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ሐዘን ንስድራቤቱ ሐገዝ የድሊ ስለዘሎ ኣብ ፈስቡክ ሸር ግብርዎ ኣብ GoFundMe Jonathan Issac. On June […]