ደምዳሚ መግለጺ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ (ማ. ባ.) ግሃድኤ-ሕድሪ

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ማእከላይ ባይቶ (ማ.ባ.) ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ- ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ካብ ዕለት 30 ሰነ ክሳብ 01 ሓምለ 2018 ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣቓኒዑ። እዚ ኣኼባ’ዚ ክካየድ ከሎ ኣካቢቦምና ዘለዉ ኣህጉራውን ዞባውን ህሉዋት ኲነታት፣ ግሃድኤ-ሕድሪ ብከም’ዚ ዝስዕብ ብዕቱብ ገምጊሙ። ብመጀመርያ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ብኣህጉራዊ ደረጃ ክትአ ከሎ፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ በይናዊ ስጉምትታት እንዳወሰደት […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION HIDRI

መግለጺ መሪር  ሐዘን   ንፍትሒ ብጻይና ገዛኢ ኪዳነ ካብ ግዜ ንእስንቱ ጀሚሩ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ንምእንቲ ነጻነትን ሓርነትን ክብል ምስ ደሞክራስያዊት ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብምስላፍ ሃገራዊ ተራኡ ዘበርከተ ተባዕ ተቓልሳይ እዩ ነይሩ። ብድሕሪ ምርግጋጽ መሬታዊ ነጻነት ኤርትራ’ውን እንተኾነ ነቲ ብጊሓቱ ዘስተበሃለሉን ዝኣመነሉን ፍትሓዊ ቃልሲ ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ንምፍታሕ፡ ብምሉእ ዓቅሙን […]

ኣገዳሲ ሐቤረታ ሕጂስ ይኣክል ኢልና ባዕልና፡ ብዝዕባ መሰልን፡ ክብርን፡ ህዝብናን፡ ልዕላውነት ሃገርናን፡ ንውስን።

ክቡራትን፡ ክቡራንን ኤርትራውያን ተቐማጦ  ከተማ ስያትልን ከባቢኣን፡ ኣብ’ዛ ግዜ’ዚኣ ኤርትራ ሃገርና፡ ብኣማእት ኣሸሓትን፡ ዝቑጸር ሂወት ጀጋኑኣን፡ ናይ ኣሽሓት ምልዮናት ዝዋግኡ ካሊእ ሃብትን ፡ንዋትን፡ ከፊላ ዘምጽኤት ነጻነት ሃገር፡ ብውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈዎርቂን ውሑዳት ዓሽኽሩን ብጥልመት ተመንዚዓ ኣብ  መዘና ዘይብሉ ህዝባዊ ህልቂትን፡ መከራን፡ ውርደትን፡ ሃገራዊ  ዕንወትን ፡ ድሕሪ ምጽንሓ፡ ሕጂ’ውን እንተኾነ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን፡ ኣብ ስደትን፡ ከርተት […]

Eritrean Delegation in Ethiopia for Peace Talks

ADDIS ABABA, Ethiopia (AP) — A delegation of top officials from Eritrea has arrived Tuesday in Ethiopia for the first peace talks in 20 years. Eritrean Foreign Minister Osman Sale and others were welcomed at the airport by Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed, signifying the importance of their visit. The delegation came after Abiy, Ethiopia’s […]

An Eritrean refugee woman crying in the Sinai. She is a refugee. By Kiki Tzeggai June 7, 2018

To those Eritrean women in power, why do you accept to stagnate in the same “political position” for decades and never fly higher to even dare to ask this simple question: “Will our daughters have the right to run for the President’s office in Eritrea?” This is a spraining question in each of our throat. […]