Some Eritreans and Tigreans, who call themselves “Agazians,” have lately been dominating the Tigrinia-speaking Paltalk chat rooms, claiming that the Tigrinia speaking Christian Eritreans have ancient historical connections with the Agazians of Northern Ethiopia’s province of Tigrai, and, because of this ancient connection the present sovereign, “Christian” nation of Eritrea must be annexed with “Christian” […]
Author: Administrator
ኖርወይ፣ ካብ ግዱድ ዕስክርና ሃዲሞም ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን፣ ብምኽንያት መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ፣ ጽምብል ምክያዶም ኣዛራቢ ኮይኑ
ኣብ ኤርትራ ካብ ዘሎ ግዱድ ዕስክርና ሃዲሞም፣ ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ዝሓተቱ፣ ኤርትራውያን ብምኽንያት መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ፣ ጽምብል ዘካየየዱ ኤርትራውያን ኣዛራቢ ኮይኑ። ማዕከናይ ዜና ኖርወይ ብዘቕርብኦ ዘለዋ ሓበሬታ፣ እቶም ኤርትራውያን፣ ወትሃደራዊ ልብሲ ወድዮም ባንዴራ ኤርትራ እናምበልበሉ፣ ምስቲ ናብታ ሃገር ዑደት ዘካይድ ዝነበረ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብርኣብ ክስኣሉን ወዛሕዛሕ ክብሉን፣ ምስቲ ዑቕባ ንምሕታት ዘቕረብዎ […]
ኤርትራ፡ ሓደ ብእምነቱ ዝተኣሰረ ውልቀ ሰብ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ህይወቱ ሓሊፉ
https://www.bbc.com/tigrinya/49575838
Eritrea reportedly training secret Somali force
By Somali Affairs August 20, 2019 The Federal Government of Somalia transported 200 young men from the Aden Ade International Airport in Mogadishu to Eritrea yesterday morning. The information received by Somaliaffairs says that the youth were part of 600 young men the government had been gathering in Shirbow in the past few days. The plan is […]
Eritrea snubs Switzerland (ኣብ ስዊዘርላንድ ተሪር ተቃውሞ ኣንጻር እቶም ሸፋቱ ሚንስትራት ይስማዕ ኣሎ)
Federal Councilor Ignazio Cassis (FDP) has invited Osman Saleh to Switzerland last autumn. Until today there is no date for this visit. However, as research by the SRF “Rundschau” shows, Eritrea’s Foreign Minister was in Switzerland this summer. The Eritrean side informed Cassis shortly before and proposed a meeting. Federal Councilor Cassis was apparently on vacation. Swiss […]
The importance of building trust towards national unity (ዙር ፈንቅል + ይ ኣ ክል + ሳዋ ኣ ይንወርድን + ቀዳሞት ተቃለስቲ ንደሞክራስያዊ ለውጢ= ኤርትራ)
https://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/2208FN9-02AE.pdf
ህጹጽ መጸዋዕታ ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ስቶክሆልም ኩልኻ ኤርትራዊ ብህዝብኻ ትሐምም ።
1, ኣብ ግብጺ ገበን ዘይብሎም ክነሶም ብግጉይ ክሲ ኣብ ሓደ ከቢድ ገበን ዝፈጸሙ ገበነኛታት ዝፍረዱሉ ቤት ማእሰርቲ ተዳጒኖም ንዝርከቡ 5 ኤርትራውያን ኣሕዋትና መንግስቲ ግብጺ ንጉዳዮም ዳግመ ግምት ክህቦን፡ ከም ስደተኛታት መሰሎም ተሓልዩ ናብ ንቡር ሂወቶም ክምለሱ ምእንቲ ካብዚ ዘይፍትሓዊ ማእሰርቲ ክፈትሖም ጻውዒትና ንምቕራብ፡ ኣብ ኣፍደገ ኢምባሲ ግብጺ ኣብ ስቶክሆልም ንድሕሪ ጽባሕ ሮቡዕ 21/08/19 ካብ ሰዓት […]
Eritreans for Unity, Justice and Salvation, Seattle Branch.
Tomorrow is a Double election Day This is to inform all Deleyti Fethi Eritreans of Seattle that tomorrow, August 18th, 2019, is the awaited date, on which, we have to elect our Deleyti Fethi leadership for the next year, and also to elect three delegates to represent our city at a national level. […]
በዓል ባሕቲ መስከረም ኣብ ሂዩስተን።
ታሪኻዊት ዕለት ባሕቲ መስከረም 1961
ንኹልኽን ኣሕዋት ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኣብ ሂዩስተንን ከባቢኣን፡
ኹቡራት ኣሕዋት ብቀዳምነት ዕዙዝ ሰላምታና ነቅርብ ብምቅጻል ካኣ ኣብ ዕለታዊ መነባብሮኽን ጽቡቅ ክትህልዋ ትምኒትና ኢዩ።እምበኣርከስ ኤርትራ ብረታዊ ቃልሲ ዝተጀመረሉ ዕለት መስከረም 1/1961 ሰለዝኾነ ነዚ ዕዙዝ ፍላሚ ብረታዊ ቃልስና ኻኣ ክብሪ ንምሃብ በዚ ኣጋጣሚ ኩልና ነዛ ታሪኻዊት መዓልቲ ንምብዓል ዓቅምና ንዘፍቅዶ ኩልና ተኣኪብና ነዚ ወሪዱና ዘሎ ሽግር ክንመያየጥን ከሙኡ ውን ማሕላና ነከነሔድስን ንዳሎ። ንሕና ምስ ህዝብና […]