ዕድመ ንኹልኽን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ዞባ ኣውሮፓ ጨንፈር ደንማርክ

ሓምሻይ ጉባኤ ናጻ ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን ዞባ ኣውሮፓ ናጻ ምሕበር ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን ዞባ ኣውረፓ፡ ሓሙሻይ ጉባኤኡ ኣብ ሃገረ ደንማርክ ክካየድ ወሲኑ። ናጻ ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን ጨንፈር ደንማርክ፡ ሓምሻይ ጉባኤ ናጻ ማሕበር ንኽሰላሰል ምድላው ኣብ ርእሲ ምግባሩ፣ ጽባሕ ጉባኤ ድማ ኣህጉራዊ ማዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 8 መጋቢት ንምኽባር ኣብ ምቕርራብ ይርከብ […]

ንሰማዒ ዝገረሞ መስደመም ሕልሚ ደርሆ ጋዜጠኛ ኢትዮጵያዊ ገብረ ተኽለ ኣቡ ዓሸራ፡

ታኣምራት ዝባሃል ተዛረቦ ንዓና ንኤርትራውያን ልቢ ክንገብር ዝዕድም ፈኸራን ንዕቐትን ሰሚዕና ብዝኽነ ቅድሚ ክንገብሮ ዘለና ቕድሚ ዛኣገረ ን ኢትዮጵያዊ ታኣምራት ከዛኻኽሮ ዝደሊ ማንም ኤርትራዊ ሎሚ ቢኢትዮጵያ ንመግጻእቲ ክቑረን ኤርትራ ክትኣዉ ኢልካ ምሕላምካ ገሊጽካልና ኤርትራ ዓቕምን መሳርያን ከምዘይ ብላ ኣብ ተንተናኻ ተብርህ ብረት ሳላ ስንፈትክምን ሳላ ዱኹም ቦጅባጅ ፈራሕ ማዓንጣኹምን ካባኹም ተመንዝዔ ብረትን ታንክታትን መዳፍዓትን ኣኺሉ […]

ዘሕዝን ዜና ሐርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ገብረመድህን ሹም ሐላል ብመስዋእቲ ተፈልዩና።

መርድእ ገዲም ተጋዳላይ ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሐርበኛ ገብረመድህን ሹም ሓላል ሎሚ መዓልቲ ካብዛ ዓለም ተፈልዩና ,ንገብረመድህን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንኹሎም ስድራቤትን ንህዝቢ ኤርትራ ጽንዓት ይሃብኪም።R.I.P. Veteran Fighter Gebremedhin Zegergish 😢😭💐🌹🌺