https://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/0312TK9-06AT.pdf
Author: Administrator
ገበነኛ ኢሰያስ ዘዋፈሮም ዘሎ ብሃሱሳት ሰዓብቱ ግብረሽበራ ኣትሪርና ንኹንን።
ዕለት 26,2019 ኣብ ከተማ ለንደን ዝተፈጸመ ፍጻሜ ናይ ግብረሽበራ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማንኤል ኢያሱ ብደገፍቲ ህግደፍ ንሕና ከም ጋዜጠኛታት ነዚ ዝፈተኑዎ እሞ ዝፈሽሉ ኣትሪርና ንኹንን።ኢሰያስ ኣብ ውሽጢ ዝገብሮ ዘሎ ገበን ግህሰት መሰልን ኣብ ልዕሊ ህዝብና ከይኣክል ኣብ ደገ ንዝቃወም ኤርትራዊ ኣብ ዘካይዶ ናይ ምፍርራሕ ጎስጓስ፡ ንሕና ውን ነዚ ኩፉእ ተግባራቶም ኣብ ዘዘለናዮ ከተማ ንመንግስቲ […]
‘ደገፍቲ መንግስቲ’ ኣብ ልዕሊ ፍሉጥ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ መጥቃዕቲ ፈጺሞም
ጅግና ተቃላሳይ ጋዜጠኛ እማኒኤል ኢያሱ https://www.bbc.com/tigrinya/50580927
ህዝባዊ ናዕቢ ብውክልና ህዝባውያን ማሕበራት ኢዩ ዝምራሕ
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/2611TB9-02AT.pdf
ዋዕላ ባይቶ ይኣክል ሰሜን ኣመሪካ ኣብ ዳላስ ቴክሳስ
ዕድመ ንህዝባዊ ኣኼባ ምንቅስቓስ ኤርትራዉያን ይኣክል ንምልኪ ኣብ ሃገረ ፈረንሳ
ዕለት 14/ 12/2019 ጽላል ከቕውም ኢዩ፣ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራዉያን ይኣክል ንምልኪ ሃገረ ፈረንሳ ፥ ዕለት 14/12/2019 ካብ ሰዓት 1፣00pm ክሳብ 5፣30pm ኣኼባ ከነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ዓቢዪ ብሃገር ደረጃ ዝቐውም ኤርትራውዊ ጥርናፈ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። “ሕሰም መሪሩዎ” ይኣክል ንምልኪ: ይኣክል ንስቕታ፡ ይእክል ንምፍልላይ“ ኢሉ ዝተላዕለ ኤርትራዊ፣ ኣብ ቐረባ ግዜ በብከባቢኡ ተጠርኒፉ ወከልቱ […]
Eritrean footballers on the run in Uganda plead for resettlement
They are in danger environment,we must help them to have full protection by the Uganda authority.
كتاب الشهيد أحمد محمد ناصر ملك للشعب اإلريتري
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1911TT9-SA.pdf
The book of martyr Ahmed Mohamed Nasser is the property of Eritrean people
The book of Martyr Ahmed Mohammed Nasser https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1811TT9-SE.pdf
መጽሓፍ ስዉእ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ምልኪ ህዝቢ ኤርትራን ምዃኑ ኣይንዘንግዕ
መጽሓፍ ስዉእ ኣሕመድ ናስር: https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1811TT9-ST.pdf