“ ኣቱም ሰባት ኪዱ ንዓድኹም ተመለሱ፡ ምምዝጋብን ምቕባልን ተኸልኪሉ’ዩ!” “ኣይንምለስን ኢና” ” ኣይንምለስን ኢና እንተይልኩም ንኽልተ ቕነ ክንውሽበኩም ኢና። ንኹሉ ወጻኢታት ከኣ ባዕላትኩም ኢኹም ክትሽፍንዎ” “ገንዘብ የብልናን” “ዳሕራይ ተሸጊርና ከይትብሉ ኣቐዲምና ንነግረኩም ኣሎና” “ምርጫ የብልናን – ሕጂ ኣይንምለስን ኢና፡ ዝረኸበ ይርከበና!” እዚ ኣብ ዶባት ራማ ክሳድ ዒቃ ዝተገብረ ዝርርብ እዩ። እቶም ኣብ ሓለዋ ዶባት ዘለው […]

አጋዳሲ መጸዋዓታ ንኹሉ ህዝባዊ፥ ማሕበርዊ፥ ሰብአውን ውዳበታት ኤርትራ ኣብ ጀርመን ክቡራትን ኩቡራንን ኤርትራውያን ፈተውቲ ህዝብናን ነበርቲ ጀርመን፡

አብዚ እዋን’ዚ ዓለምና ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ብ(COVID-19) ኮቪድ-19 ዝፍለጥ ትሕመስን ትሕቆንን አላ። ካሮና ቫይረስ አብ ኩሉ መዓልታዊ መነባብሮ ወድሰብ መጺኡ ንጥፈታናን ምንቅስቓስናን ክድርት አብ ቁጠባውን ማሕበራውን ኩነታትና ከቢድ ጽዕንቶ ይፈጥር ኣሎ። ሕሉፍ ሓሊፉ ከኣ በቲ ቀዛፊ ባህርያቱ ንሞት ተሓጽዩና ይርከብ። ንድሕነትና እቲ ስጋብ ሕጂ ክግብር ዝካአል እንኮ መማረጺን ምክልኻል፥ ምክልኻል፥ ምክላኻልን…. ጥራሕ’ዩ። እዚ ሰላሕ እናበለ […]

Ethiopia Ends Blanket Protection for Eritrean Refugees By Simon Marks April 22, 2020 01:43 PM

ADDIS ABABA – Ethiopia has stopped granting automatic asylum to Eritreans entering the country.  The United Nations and aid groups say the previously unannounced policy change, which went into place about three months ago, put Eritreans trying to flee the country at the mercy of unscrupulous human smugglers. For years, Ethiopia had an “open-door” policy […]