https://www.bbc.com/tigrinya/news-52843053
Author: Administrator
ካብ ጥሪ ክሳብ መጋቢት፡ ልዕሊ 9 ሽሕ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም
https://www.bbc.com/tigrinya/news-52816814
Danakali closer to getting Eritrea potash project off the ground
Migrant (39) who failed to reach Europe dies in Libyan detention centre
https://www.irishtimes.com/news/world/africa/migrant-39-who-failed-to-reach-europe-dies-in-libyan-detention-centre-1.4262356?fbclid=IwAR3M8pMiVsxhNH1qEdeuAvM83eRFKwIndc3V34xDnJrFUvQ49C6Z5Ma62yc
Eritrean Appeal to the 44th Session of The UN Human Rights Council, Geneva
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/1805EO20-01AE.pdf
ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንህዝቢ ኤርትራ ንሐደጋ ጥምየት እንከየቃልዕ የስግእ!!
Sudan rejects Ethiopia proposal to sign Nile mega-dam agreement
https://www.aljazeera.com/news/2020/05/sudan-rejects-ethiopia-proposal-sign-nile-mega-dam-agreement-200513065649833.html
ብምክፍፋልን ምብትታንን ዝረጋገጽ ሃገራዊ ረብሓ የለን !!
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/1005NP20-01AT.pdf
አጋዳሲ መጸዋዓታ ንኹሉ ህዝባዊ፥ ማሕበርዊ፥ ሰብአውን ውዳበታት ኤርትራ ኣብ ጀርመን
አጋዳሲ መጸዋዓታ ንኹሉ ህዝባዊ፥ ማሕበርዊ፥ ሰብአውን ውዳበታት ኤርትራ ኣብ ጀርመን ክቡራትን ኩቡራንን ኤርትራውያን ፈተውቲ ህዝብናን ነበርቲ ጀርመን፡አብዚ እዋን’ዚ ዓለምና ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ብ(COVID-19) ኮቪድ-19 ዝፍለጥ ትሕመስን ትሕቆንን አላ። ካሮና ቫይረስ አብ ኩሉ መዓልታዊ መነባብሮ ወድሰብ መጺኡ ንጥፈታናን ምንቅስቓስናን ክድርት አብ ቁጠባውን ማሕበራውን ኩነታትና ከቢድ ጽዕንቶ ይፈጥር ኣሎ። ሕሉፍ ሓሊፉ ከኣ በቲ ቀዛፊ ባህርያቱ ንሞት ተሓጽዩና […]
ወፈያ ንምክልኻል ለበዳ ኮሮና ቫይረስ (COVID 19)
ኣገዳሲን ህጹጽን ጸዋዒት ንኹሉ ህዝቢ ኣብ ምድሓን ካብ ለበዳ ኮሮና ዓቕሙ ከወፊ ንጽውዕ። ኣብ ሱዳን:ሊብያ:ኢትዯጵያን ዘለው ወገናትና ህጹጽ ረዲኤት ንምሕጋዝ ኩልና ንሳተፍ። እዚ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ኣንጸላልዩ ዘሎ ሓደጋ ንምቅላል ናይ ኩልና ሓላፍነት ይሓትት:: ምንቅስቓስ ይኣክል ብዓለምለኸ ደረጃ ናይ ገንዘብ ድለባ ሓይሊ ዕማም ኣቑሙ ስለዘሎ ዓቅምና ነወፊ:: ስለዚ ኩልና ኤርትራውያን ኣብዚ በዳሂ እዋን ኣብጎኒ :ኣዴና: […]