Christian Prisoners Released in Eritrea OCTOBER 11, 2020

LONDON, ENGLAND — There are believed to be around 500 Christian prisoners of faith in Eritrea, many imprisoned indefinitely under appalling conditions. However recent reports indicate a growing number of them have been released. A trusted contact of Release International says the government has set free 27 prisoners, most of whom have been behind bars […]

ንዘይትኣምነሉ ፖለቲካዊ ርእይቶ ምቅዋም መሰል’ዩ ኣብ ሓጺር ግዜ ንህግደፍ ስለ ዘይኣለይዎ ኢልካ ምኹናን ግን ፖለቲካዊ ድኽነት’ዩ።

ፖለቲካ ኤርትራ መበገሲኡን መደምደምታኡን ጠፊኡ ኣሎ። ብካልእ ኣዘራርባ መንገዲ ዓወትን ጥፍኣትን ወይ ህዝባውን ጸረ-ህዝብን ኣረኣእያታት ተደዋዊሱ ብዙሓት ንምፍላዩ ኣብ ዝተጸገምሉ ኩነታት ንርከብ ኣለና። ካብ መግለጺ ዝርገተ ፖለቲካ ኤርትራ ሓደ፡ ካብ ሚዛናዊ ተረድኦ ዘይብገስ ማለት፡ ንመን ሃሪሙ ንመን ከም ዘድሕን ኣበይ ከ የዕርፍ ዘይፍለጥ፡ ብይበሃል ኣሎ ይኸዱ ኣለው፡ ተለኪሙ ዝስዕብ ንሪኦን ንሰምዖን ዘለና ናይ ጣሕመሽመሽ ጉዕዞ’ዩ። […]

ኣዕናዊ ፖለቲካዊ ጸወታ ህግደፍ ኣብ ሱዳንን ቐርኒ ኣፍሪቓን ጽልዉኡን፡

ብዕለት 17/ መስከረም/ 2020 ካብ ኤርትራ 4- ሰበ ስልጣናት ናብ ሱዳን ሚስጥራዊ መገሻ ገይሮም ብ-19/ መስከረም/ 2020 – ኣብ 3ይ መዓልቶም ብዱባይ ገይሮም ኣስመራ ከምዝተመልሱ ሓበሬታ በጺሑና። ንኤርትራ ዝወከሉ 4 – ሰበስልጣናት ኣስማቶም ሓላፍነቶም ከምዚ ዝስዕብ እዩ። ⦁ መጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስላሰ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ (2) እምናይ ሱሌማን ወኪል ሃገራዊ ድሕነት። (3) ኮሎኔል መልኣከ […]