ቢትወደድ ኣብርሃ፡ ኤርትራዊ ኔልሰን ማንዴላ!29 ዓመት ኣብ መቁሕ ብዘይ ፍርዲ

ሓርበኛ ተጋዳላይ ቢትወደድ ኣብርሃ፡ ብዘይ ሕጋዊ ኣገባብ፡ ብዘይ ፍሉጥ ክስን ፍርድን በቲ እንኮ ዕሉል መላኺ እሳያስ ኣፈወርቂ ተቐይዱን ካብ ስድራ ቤቱ፣ መቕርቡ፣ መጋድልቱን ፈተውቱን ተነጺሉ ኣብ ሓንቲ ሸላ ካብ ዝዕጾ፡ ሎሚ 06 ጥቅምቲ 2020መበል 29 ዓመቱ ኣቑጺሩ ኣሎ። ቢትወደድ ካብ ኣቡኡ ኣቶ ኣብርሃ ኣስፍሃን ኣዲኡ ወ/ሮ ቅድስቲ ተወልደመድህን ብ 1953 ተወሊዱ። ኣብ 1972 ድማ ን […]

ን19 ዓመት ኣብ መቁሕ ብዘይ ፍርዲ ዝሳቀ ዘሎ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት

ጋዜጠኛ ኣማንኤል ኣስራት በቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ተዓፊኑ ካብዝእሰር 19 ዓመት ሐሊፉ ኣሎ ናይ ኢሰያስ ስርዓት ምሁራትን በላሕትን ስለ ዘስግእዎ ብእዋኑ ኢዩ ከምዝእለዩ ጌሩዎምን ነቲ ሕብረተሰብና ኻኣ ከምዘይ ነበሩ ከምዘይዝከሩ ኣብ ትሕቲ ጉድጓድ ከምዝነብሩ ፈሩዱዎም ኢዩ።እቲ ዘሕዝን ግን ህዝቢ ኤርትራ ስጋብ ሕጂ መን ኢዩ መቃልስቱ ኣይፈለጦን ዘሎ፡ነዞም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘለዉ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ደበሶም […]

ጀርመን፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን፣ ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ተረኺቦም 15 October 2020

ኣብ ጀርመን፣ ከባቢ ከተማ ሄሊገንሮስ፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ከምዝተረኽቡ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም፣ ኤርትራውያን ምዃኖም ዝገለጹ ሓተቲ ዑቕባ፣ ኣብታ ናይ ጽዕነት መኪና፣ ትንፋስ ክሓጽሮም ድሕሪ ምጅማሩ፣ ባዕላቶም ናብ ፖሊስ ከምዝደወሉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ነበርቲ ናይታ ኣብ ምዕራብ ጀርመን እትርከብ ንእሽቶ ከተማ ብወገኖም፣ ካብታ ናይ ጽዕነት […]

ኣገባቡን እዋኑን ዝስሓተ፡ ምንዳፍ ዓንዲ-ሕጊ ሃገር (ቅዋም) 1994-7፡ እቲ ቀጺሉ (ከም 3ይ ነጥቢ ዘቐመጥክዎ)፡ ካብቶም ኣብ ድሕሪ ናጽነት ዝተፈጸሙ ዓበይቲ ጌጋታት ሓደን

https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/1210KY20-02AT.pdf