ህግደፍ ንጥፍኣት ኤርትራውያን ስለዝተቃለሰ ሕጂ ውን ነዚ ተርፉ ዘሎ መንእሰይ ከጥፍእ ናብ የመን ገጹ ይዋገየልካ ከምዘሎ ንሕብረካ፡መንእሰይ ኤርትራ ነዛ ምንባር ኣብ ሃገሩ ሲኑ ኣብ ፈቀዶ ባሕርን ምድረበዳን ይሃልቅ ኣሎ ፡እምበኣር ናብ የመን ዓውደ ውግእ ከጽንተካ ስለ ዝሕስብ ዘሎ ኣብ ደገ ወጺኻ እምቢ ኣይንዋጋእን ህዝባዊ መንግስቲ ይተኸል ኢልካ ኣውያትካ ኣስምዕ።እብ ደገ ዘለና ዓቅምና ድሩት ኢዩ እቲ እትገብሮ ሚስጢር ብጅግንነት ፈጽሞ፡ካብ ሞት ኣብ ባሕሪ ሞት ኣብታ ትፈትዋ ሃገርካ ምስ ታቤላኻ መስዋእቲ ክብሪ ኣለዎ።

