United Eritrea Media Global Eritrean dialog for National Harmony and unity conference ህዝባዊ ፡ ዘተ ንኹሉ ኤርትራዊ ብሃገሩ ዝግደስ Written by Administrator. Date of post: August 10, 2018August 10, 2018. Leave a comment ዕድመ ፡ ህዝባዊ ፡ ዘተ ከም ኤርትራውያን መጠን፡ ህዝብናን ሃገርናን፡ ኣብ ኣዝዩ ጽንኩርን፡ ተሪርን እዋን፡ ከም እንርከብ፡ ንኩልና ብሩህ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣዝዩ ኣሻቓሊ ውን’ዩ Friday 10.08.18 ካብ ሰዐት 18:00 PM ናይ ሚሽት ኪሳብ 23:00 PM Saturday 11.08.18 ካብ ሰዐ ት 9:00 AM ናይ ኒግሆ ኪሳብ 24:00 PM