ኣብ ዛላምበሳ ከባቢ ህፀት ተባሂሉ ዝፍለጥ ገጠር ጣብያ ዘጋጠመ እዚ ምፍንጃር ነቶጊ ኣብ መጓሰ እንስሳት ዝነበሩ ትሕቲዓሰርተ ዝዓመቶም ሰለስተ ህፃናት ክሞቱ ምኽንያት ኮይኑ ኣሎ፡፡ ክኢላ ፕረስ ወረዳ ጉለመኸዳ ኣይተ የዕብዮ ሙልጌታከምዝሓበሩልና እቲ ሓደጋ ብዝኮነ ወገን ዝተፈፀመ ከይኮነስ ኣብቲ ከባቢ ተቀቢሩ ዝፀንሐ ፀረ – ተሽከርከርቲ ብ ህፃውንቲተቀጥቂጡ ዘጋጠመ እዩ ኢሎም:: ስነ – ስርዓት ቀብሪ እቶም ግዳያት ትማሊ ተፈፂሙ፡፡

https://www.sbs.com.au/yourlanguage/tigrinya/ti/article/2018/08/01/besaneki-hhaadagaa-mefenejaare-natwagi-aabe-zaalaamebasaa-heyewate-salaseta