
ንቀዳም ዕለት 13.01.2018 ብኣገደስትን ኣድለይትን ኣርእስትታን መደባትን ህዝባዊ ኣኸባ ክንገብር መዲብና ከምዘለና ንሕብር። ስለዚ ሕጅውን ኩሉ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ወይመጸዋዕታ ንህዝባዊ ኣኸባ ኣብ ፍራንክፈርት ንቀዳም ዕለት 13.01.2018 ብኣገደስትን ኣድለይትን ኣርእስትታን መደባትን ህዝባዊ ኣኸባ ክንገብር መዲብና ከምዘለና ንሕብር።
ስለዚ ሕጅውን ኩሉ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ወይ ኤርትራዊት ደላይ ፍትሒ ተቐማጣይ ከተማ ፍራክፈርትን ከባቢአን በዚ ዕለቱን ሰዓቱን ኣዳራሹኡን ኣብ ታሕቲ ተጻሒፉ ዘሎ ብተገዳስነት ክትርከቡ ብኽብሪ ንዕድም። ዝግበረሉ ዕለት ፡ ቀዳም ዕለት 13.01.2018 ዝጅመረሉ ሰዓት ፡ 15፡00 ድሕሪ ቀትሪ ዝግበረሉ ኣዳራሽ ፡ ሳልባው ግሪስሃይም
SAALBAU Griesheim
Schwarzerlenweg 57
65933 Frankfurt am Main
ብድሓን ምጹ
ህዝባዊ ሽማግለ ፍራንክፈርትን ከባቢን