ዋሕዚ ስደተኛታት ኣፍሪቃ መዓልቲ መዓልቲ እናኸፍኤ ይኸይድ እሎ።ዘሕዝንን ዘተሓሳስብን ነገር አዩ ኣፍሪቃ ብዘይ ህዝባ ጽባሕ ወዲ መን ኢዩ ኽነብራ።እዚ ኩሉ ጥፋኣትን ህልቂትን እቶም ዲክታቶራት መራሕቲ ንበይኖም ዝገብሩዎ ዘለዉ ኮይኑ ኣይስመዓንን ብድሕሪት ዘተባብዑ ሰባት ኣለዉ።

www.cnn.com/2017/08/17/europe/mediterranean-migrant-crisis-2017/index.html