ዘሕዝን ዜና እዚ ትርእዩዎ ዘለኹም ኤርትራዊ ብዘጋጠመ ሐደጋ ሐዉ ኣብ ባሕሪ ኣብ ማንጎ ሊብያን ጥልያንን ጥሒሉ ሞይቱዎ፡ ኸም ካብ ሰብ ዘይተፈጥረ ንበይኑ መርየት ጸልሚታቶ ምስቲ ዝፈትዎ ሓው ዝተፈላለዩላ ሰዓት ኢያ።
መንግስተ ሰማይ ያዋርሶ ፡ጽንዓት ይሃብኩም ንሙላኣት ስድራ ቤት።