ኣበይ ዘሎ ነጻነት
ነጻነት ኤርትራ ኣይኮነን ዶ ወዲ ሃገር እቲ ዕሸል ውሉዱ ዝኸፈለ ንነጻነት ከስተማቅር፡ ዓለም ብ ዓለሙ ዝመስከረሉ ባርነት ቅትለት ጥምየትን ማእሰርትን ወዘተ.ከምዘሎ ዝሰሓት ኣይኮነን።
ህዝቢ ኤርትራ ጻሙኡ ኣይረከበን እንተ እቶም ንሕና ንሱ ንሱ ንሕና ዝብሉ ግን ንህዝቦም ጣሊሞም ናይ ውልቂ ረብሓ ስለ ዘቀደሙ ካብ ወዶ ገባ ፈሊካ ከትርእዮም ኣጸጋሚ እዩ፡
አንትን ኣብ ናይ ህግድፍ ኣዳራሽ ንናጽነት ትስዕስዓ ግን ልቢ ግበራ ጽባሕ ንጉሆ ታራኽ ክሐተክን ሙኻኑ ክትፈልጣ ኣለክን ፡ኣብ ህልቂት ህዝቢ ዳሚኖ ምጽዋት ይኣክል ብ ሕልና ኣብ ጎኒ ህዝብኹም ተዓጠቁ።

