ዝኸበርኩምን ፤ ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ፡ ኣሓትን ግዱሳት ኤርትራውያን ዜጋ

 

Image result for eritrean elf flag images

ብምቕዳም ናይ ክብሪ ሰላምታና ነቕርብ።

ኣስዒብና ከምቲ ወርትግ እንገብሮ ድራር ነቶም ምእንቲ ህዝቦምን ሃገሮምን ልዕሊ 38 ዓመታት ኣብ ጸሓይን ዶሮናን ሃገር ሱዳን ምስ ኵሉ መውጋእቲ ስቓይን ተወሳኺ ጸቕጢ ደምን ሽኰርን ካልእ ሕማማትን ወዘተ….. ተሳቒዮም ዝነብሩ ዘለዉ ጀጋኑ ውጉኣት ሓርነት ኤርትራውያን ኣሕዋትና ሓደ ምሸት ድራር ክንዝክሮም ናይ ኵላትና ኤርትራውያን ሓላፍነትን፤ ሓልዮትን ምዃኑ ንዓኺ/ ንዓኻ ዝስወር ኣይኰንን እሞ ኣብዚ ንዕለት 03-12-2016 ኣብ SAALBAU NIED HEINRICH-stahl Straße 3. 60934 Frankfurt a.M. ካብ ሰዓት 16.00 ክሳዕ ሰዓት 23.00 ድሕሪ ቀትሪ ዘሎ ሰዓታት ብጉዳዮምን ብዘሎና ማሕበራዊ ሃለዋትና ብምስናይ ወግዕናን ዋዛ ምስ ቁም-ነገር ዕላልናን ገርና ከነማሲ ብኽብሪ ንዕድመኩም።

ምስ ሰናይ ትምኒት

ግዱሳት ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ፍራንክፈርትን ከባቢኡን

ምናልባት ኣብዚ ምሸት እዚ እንተዘይጠዓመኩም ሕልናኹም ዝፈቕዶ በዚ መሰረት ሓገዝኩም ክትሰዱ ትኽእሉ።

Eritreischer Verein 2010 .60439 Frankfurt Post Bank NL Frankfurt BLZ 50010060 BIC PBNKDEFF Iban DE 96500100600790750601

ሓበሬታ ቦታ፡

ካብ Hauptbahnhof ብ Straßenbahn 11 ገርኩም Richtung Höchst ኣብ Luthmer Haltestelle ወሪድኩም ንየማን 30 ሜተር Nied Saalbau እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *